Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: May 8, 2018

“ኣብ ዘመን ግሽነትኩም ብፍርሃት ንበሩ”(1ጴጥ 1፡17)

  በስመኣብ ወወልድ ውመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!!!                  “ኣብ ዘመን ግሽነትኩም ብፍርሃት ንበሩ”(1ጴጥ 1፡17) ነዚ ጽሑፍ’ዚ ጽሒፉልና ዘሎ ሓዋርያ ቅዱስ ጴጥሮስ እዩ። ናይ’ዚ ጽሑፍ’ዚ ምኽንያት ድማ ነቶም ብክርስቶስ ዝኣመኑ እሞ ኣብ መከራን ሰደትን ዝነበሩ ንዝበጽሖም መከራን ሽግርን ካብ ጎይታ ተማሂሮም ምእንቲ ክጸንዑን ክዕገሱን፡ በዚ መንጽር ድማ ጎይታ ዋጋኦም ከምዘየጥፍኣሎም ንምጽንናዕ እዩ።      ብሓፈሻ ቅዱስ… Continue Reading