Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: June 2018

እቲ ክሳዕ መወዳእታ ዝዕገስ ግን ንሱ ክድሕን ኢዩ።” (ማቴ24፣13)

 “እቲ ክሳዕ መወዳእታ ዝዕገስ ግን ንሱ ክድሕን ኢዩ።” (ማቴ24፣13)  በስመኣብ ወወልድ ውመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ክብሪ ንኣምላኽ ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማያት፣ሰላም ከኣ ኣብ ምድሪ ኣብ መንጎ እቶም ስምረት ኣምላኽ ዘለዎም ሰባት(ሉቃ2፣14) ክቡራት ህዝበ ክርስቲያን ፈጣሪ ኩሉ እግዚኣብሔር ካብ ዝሓለፈ ዓመት ናብዛ ዓመት እዚኣ ብዓቢይ ምሕረቱ ኣጽኒሑ ቃሉ ክንምገብ ስለ ዝፈቐደልና ክብርን ምስጋናን ንዘልኣለም ይብጻሓዮ።ኣሜን፣፣… Continue Reading

ክብሪ ታቦትን ብዛዕባ ታቦት ዝለዓሉ ሕቶታትን መልስታቶምን

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ክብሪ ታቦትን ብዛዕባ ታቦት ዝለዓሉ ሕቶታትን መልስታቶምን ታቦት፦ ካብ ‘ቤተ’ ዝብል ግእዛዊ ግሢ ዝተረኽበ እዩ። ትርጒሙ ኸኣ፦ ማኅደር፡ መኅደሪ፡ ማኅደረ እግዚአብሔር ማለት እዩ። ታቦት፡ ኣብ ውሽጢ ቤተ መቕደስ ካብ ዘለዉ ንዋያተ ቅድሳት ላዕላዋይ ደረጃ ኂዙ ዚርከብ፡ ዝተፈልየ ክብርን ታሪኽን ዘለዎ እዩ። ብፍቓድ እግዚአብሔር ንምእመናን ምስክርን ምልክትን ኣምልኾኦም ንኪኸውን… Continue Reading

ኣማልድነት ቅዱሳን ብኣጸደ ነፍሥ 

ኣማልድነት ቅዱሳን ብኣጸደ ነፍሥ  ብስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላኽ ኣሜን ኣብ’ዚ ዘመን እዚ ብዙሓት ኣማልድነት ናይ ቅዱሳን ብኣፀደ ሥጋ ማለት ብሕይወቶም ከለዉ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ከምዘማልዱ ምስ ኣረጋገጽናሎም ምስ ሞቱ ግን ኣየማልዱን ኢዮም ኢሎም ካብ ኣፍንጫ ዘይሓልፍ ክርኽር ሓዘል ኢ-መጽሓፍ ቅዱሳዊ ትርጉም ናይ ገዛእ ርእሶም የመሓላልፉ ኢዮም። ነገር ግን መጽሓፍ ቅዱስ ቅዱሳን ብሕይወት ከለዉን… Continue Reading