19/፲፱ ጥቅምቲ ዓመታዊ ብዓል ኣቡነ ሴፈሚካኤል በስመኣብ ወወልድ ውመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ኣቦና ሰይፈ ሚካኤል መሠረተ ትውልዶም ኣብ ዞባ ዓንሰባ ካብ ዝርከብ ዓንሰባ ደርሰነይ (ዘርእሰናይ) ዝተባህለ ዓዲ ኮይኑ ካብ ኣቦኦም ዓምደሚካኤል ኣዴኦም ኂሩተማርያም ብ፲፭፻፺፯ ዓ.ም. (፲፮፻፳፮ ዓ.ም. ዝብሉ’ውን ኣለዉ) ተወልዱ። ካብ ምቁር ወይኒ ጥዑም ወይኒ ይርከብ ከም ዝበሃል ወለዲ እዞም ጻድቕ ድማ ሕያዎት ንእግዚአብሔር… Continue Reading