ጥቅምቲ ፳፪/22-ዕረፍቱ ለሉቃስ ወንጌላዊ በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ሉቃስ ማለት መበሰሪ፡ ብስራተ መልኣኽ ስለ ዝጸሓፈ(ሉቃ፩፡፳፮/1፡26) ኣንድም—ዐቃቤ ሥራይ ዘሥጋ ክኸውን ከሎ ዐቃቤ ሥራይ ዘነፍስ ክትከውን ኢኻ ኢሉ ጎይታ ጸውዖ (ቆላ፭፡፲፬/5፡14) ቁጽሩ ካብ ፸፪/72 ኣርድእቲ ኢዩ። ንኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣዝዩ የፍቅራ ስለ ዝነበረ፡ ካብ ፍቕራ ዝተላዕለ ስእላ ሰኣለ።ናይ ኣዴና ሥእሊ መጀመርታ ዝሠኣለ… Continue Reading