Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: December 2018

፳፪/22 ታሕሳስ ብስራት ገብርኤል

፳፪/22 ታሕሳስ ብስራት ገብርኤል ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ተወልደት ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ስድራቤታ ንኸተገልግል ናብ ቤት መቕደስ ወሰድዋ፡ ኣብኡ ድማ ንዓሰርተ ክልተ ዓመት ዝኣክል ቅዱስ ፋኑኤል መልኣኽ ሰማያዊ ህብስትን ሰማያዊ ጽዋእን እናመገባ፡ መላእክቲ እናበጽሑዋን እናሓለውዋን ትነብር ነበረት። ዕድሚኣ 15 ዓመት ምስ ኮነ ኣይሁድ ክፉእ ካብ ምሕሳብ ስለ ዘይዓርፉ ንሊቀ ካህናት ካህን ዘካርያስ “ናሁ ወርዘወት… Continue Reading

Uncategorized

“ሰማዕት ቅዱስ ፒሉፓዴር መርቆሬዎስ”

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! “ሰማዕት ቅዱስ ፒሉፓዴር መርቆሬዎስ” ፒሉፓዴር ማለት ፈታዊ ኣቦ ማለት እዩ፡ ብኻልኣይ ትርጕሙ ከኣ ኣገልጋሊ ኢየሱስ ክርስቶስ ከምኡ’ውን መርቆሬዎስ ማለት እዩ። ስመ ክርስትና ናይ ኣቦኡ ‘ኖኅ’ ኮይኑ፡ ስመ ኣደኡ ድማ ‘ታቦት’ እዩ። ሃገሩ ኣስሊጥ ኪኸውን ከሎ፡ ዚዓበየሉ ግና ሃገረ ሮሜ እዩ። ቅድሚ ልደት መርቆሬዎስ፡ ኣቦኡን ኣበሓጉኡን ሃዳኖ ስለዝነበሩ ከም… Continue Reading