፲፭/15 ጥሪ ዕረፍቱ ለቅዱስ ቂርቆስ ሰማእት ቅዱስ ቂርቆስን ቅድስት ኢየሉጣን ብምሕረት እግዚኣብሔርን ብረድኤት ቅዱስ ገብርኤልን ካብ እሳት ሓውን፡ ካብ ፍሉሕ ማይን ድሕሪ ምድሓኖም እለእስክንድሮስ ነቲ መከራ ፈሪሖም ክምለሱ እዮም ኢሉ ብሞቑሕ ሰንሰለት ኣሲሩ፡ ብሽንካር ሸንኪሩ ከሳቅዮም ጸንሐ። ኩሉ ኣሎ ዝበሃል ስቓይ ኣብ ልዕሊኦም ፈጺሙ ምዃን ምስ ኣበዮ ኢዶምን እግሮምን ኣሲሩ ኣብ ዕጽው ቤት ኣቐመጦም።ጎይታ ድማ… Continue Reading