Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: May 2019

ገድሊ ኣቡነ ማትያስ ዘምራራ

ገድሊ ኣቡነ ማትያስ ዘምራራ ሃገርና ኤርትራ ብጥንታውነቶምን ብታሪኾምን ቅድስኖኦምን ዝፍለጡ ብዙሓት ዓበይትን ንኣሽቱን ገዳማት እትውንን ቅድስቲ ሃገር እያ። ስለዚ እምበኣር ካብ ከርሲ ምድሪ ኤርትራ ካብ ዝፈረዩ ቅዱሳን ኣቦታት ከም ኣብነት እነቅርቦም ኣቦ ንሓንቲ ካብተን ብዙሓት ገዳማት ዝመስረቱ ገዳም ደብረ ብርሃን ወደብረ በረኸት ወደብረ ሰማዕት ተባሂላ እትፍለጥ ብኣቡነ ማትያስ ዝተመስረተት ኮይና ኣብ ሰሜናዊ ባሕሪ ፍሸይ ምራራ… Continue Reading