Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Category Archives: ቅዱሳት መጻሕፍቲ

“ንሰብ ዘርክሶ ካብ ኣፍ ዝወጽእ እምበር ናብ ኣፍ ዝኣቱ ኣየርክሶን እዩ”ማቴ15፡11 ማለት፥

መልሲ ንሕቶታኩም. በሰመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን። ሕቶ፥ ዝኸበርኩም ማሕበረ ማሪያም ኣነ ሓውኹም እዛ እትስዕብ ሕቶ ኣላትኒ እሞ ከም ፍቃድ ኣምላክ ክትምልሱለይ ብትሕትና ይሓትት።ምስ እናይ ይቕረታ፡ “ንሰብ ዘርክሶ ካብ ኣፍ ዝወጽእ እምበር ናብ ኣፍ ዝኣቱ ኣየርክሶን እዩ”ማቴ15፡11 እዚ ዝተዛረበ ባዕሉ ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ፡ስለዚ ባዕሉ ዝተዛረቦ ስለ ዝኾነስ ብምብላዕና ወይ ድማ ስለዘይጾምና ሓጢኣት… Continue Reading

ፈራህ ኣይጸድቕ፡ዕዉር ኣይነድቕ

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ቀዳሞት ኣቦታትና መጽሓፍዊ ዝኾነ ምስላ ክምስሉ ከለዉ “ፈራሕ ኣይጸድቕ፡ዕዉር ኣይነድቕ ” ይብሉ ነበሩ።ግና ነዚ ዕዉር ዝብል ቃል ከመይ ዝበለ ዑረት እዩ ናብ ዝብል ሕቶ ክንኣቱ ከሎና ዕዉር ዝበሃል ምንምኳ ዓይኑ ጠፊኡ ምርኣይ ስኢኑ ዝነብር ሰብ ጥራይ ዝመስሎም ይህልዉ ይኾኑ፡ግና ዕዉር ዝባሃል ውሽጣዊ ዓይነ ልቦንኡ ዝጠፍኤ፡ዝሓለፈን ዝመጽእን ዘይሓስብ… Continue Reading