Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Category Archives: ቅዱሳን

፩/1 ለካቲት ክብረ በዓል ኣቡነ እንድርያስ (ሰፍኣ)

                        ፩/1 ለካቲት ክብረ በዓል ኣቡነ እንድርያስ (ሰፍኣ)     በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ታሪኽ ገድሊ ጻድቕ ኣቡነ–እንድሪያስ (ዘደብረ ጽገ ሰፍኣ) “መዘከርታ ጻድቕ ንበረኸት’ዩ” ምሳ 10፡7                           ትውልዶምን ኣተዓባብዮምን        ኣቡነ እንድሪያስ ካብ ዘኣማኑኤልን ኣመተ መንፈስቅዱስን ዝተባህሉ ፍርሃት እግዚኣብሔር… Continue Reading

፫/3 ጥሪ ዕረፍቱ ለኣባ ሊባኖስ መጣዕ

 በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!!!! ፫/3 ጥሪ ዕረፍቱ ለኣባ ሊባኖስ መጣዕ    ኣቦና ኣቡነ ሊባኖስ ካብ አቦኦም አብርሃምን ኣዲኦም ንግስት ማርያም (ባዚሊሳ) ኣብ መጀመርታ ሓሙሻይ ክፍለ ዘመን ኣብ ትውልዲ ዓዶም ቊስጥንጥንያ (ኮንስታንቲኖፖል) ተወልዱ። ኣብቲ ዘመን እቲ እዛ ምዕብልቲ ዝነበረት ግዝኣት ዋና ከተምኣ ቍስጥንጥንያ ብዝብል ትፈለጥ እምበር ቀዳማይ ስማ ሮም ብዝብል ትጽዋዕ ከምዝነበረት ታሪኽ… Continue Reading

18/፲፰ መስከረም ዕረፍቲ ኣቡነ ኤዎስጣቴዎስ (ከፋሌ ባሕር)

                    18/፲፰ መስከረም ዕረፍቲ ኣቡነ ኤዎስጣቴዎስ (ከፋሌ ባሕር) ኣቡነ ኤዎስጣቴዎስ  ኣብ ትግራይ ኣውራጃ እንድርታ ፍሉይ ስሙ ጽራእ ዝተባህለ ዓዲ እዩ። ኣቦኦም  ክርስቶስ ሞዓ ኣዴኦም ድማ ሥነ ሕይወት ይበሃሉ። ስድርኦም ህጊ ኣምላኽ ዘኽብሩ ናይ እግዚኣብሔር ሰባስት ነበሩ። ክሳብ ግዜ እርጋኖም ውላድ ኣይነበሮምን በዚ ከኣ ኣዝዮም ይሓዝኑ ነበሩ። ሥነ ሕይወት… Continue Reading

24/፳፬ ነሓሰ ዕረፍቱ ለኣቡነ ተክለሃይማኖት ጻድቕ

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!        24/፳፬ ነሓሰ ዕረፍቱ ለኣቡነ ተክለሃይማኖት ጻድቕ   ኣቡነ ተክለሃይማኖት ካብ ኣብኦም ካህን ጸጋዘኣብ ካብ ኣዲኦም ቅድስት እግዚእሃረያ ብ 24 መጋቢት ተጸኒሶም ብ24 ታሕሳስ ፲፩፻፺፯/1197 ዓ.ም ኣብ ሰሜን ሽዋ ቡልጋ ጽላልሽ/ዞረሬ ኣብ ዝተባህለ ቦታ ተወልዱ።   ምስ ተወልዱ ስድርኦም ፍሰሓ ጽዮን ኢሎም ሰመይዎም ትርጉሙ ድማ ናይ ጽዮን ሓጎስ ደስታ… Continue Reading

Leave a reply

“ተንሥእ እግዚኦ ውስተ ዕረፍትከ፤ አንተ ወታቦተ መቅደስከ” (መዝ ፻፴፩፥፰/መዝ 132፥8)

“ተንሥእ እግዚኦ ውስተ ዕረፍትከ፤ አንተ ወታቦተ መቅደስከ” (መዝ ፻፴፩፥፰/መዝ 132፥8)               በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ።                 1, ታሪኽ “ሞት ብጥሪ፡ ብነሓሰ ቀብሪ ከመይ ገይሩ፧        ኣብ ቅድስት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያና  ከም ታሪኽ ዝንገር ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ዕረፍቲ ኣብ ዝኾነሉ ዕለት ሓዋርያት ንናይ ኣዴና… Continue Reading

Leave a reply

፲፱/19 ሓምለ በዓለ ሊቀ መላእኽት ቅዱስ ቅዱስ ገብርኤል

  በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ፲፱/19 ሓምለ በዓለ ሊቀ መላእኽት ቅዱስ ቅዱስ ገብርኤል   እዚ ዕለት እዚ ሊቀ መላእኽት ቅዱስ ገብርኤል መልኣኽ ንቅዱስ ቂርቆስን ንቅድስት ኢየሉጣን ካብ ፍሉሕ ማይ ዘድሓነሎም ዕለት እዩ። ቅዱስ ቂርቆስ ሃገሩ ሮም እዩ። ኣቦኡ ቆዝሞስ ኣዲኡ ከኣ ቅድስት ኢየሉጣ ይበሃሉ።  ቅድስት ኢየሉጣ ሓረገ ትውልዳ ካብ ነግስታት እዩ። ድዮቅልጢያኖስ… Continue Reading

Leave a reply

፳፬/24 ሰነ ዕረፍቱ ለኣባ ሙሴ ጸሊም/ 24th JUNE The Death Of St. Musie The Black

                         ፳፬/24   ሰነ ዕረፍቱ ለኣባ ሙሴ ጸሊም     ኣቦኡን ኣዲኡን ንጸሓይ ዘምልኹ ነበሩ።  ስድራኡ ሙሴ  ምሴ ክብድል እንከሎ ጸሓይ ኣምላኽና ከይትቁጥዓካ ይብልዎ ነበሩ።  ንሱ ግን “ጸሓይ ኣምላኽ እንተትኸውን ነይራ ክሳብ ሎሚ ኣይመጽንሓትን መቃጸለትኒ  ነይራ” ኢሉ ይምልሰሎም ነበረ። ሓደ መዓልቲ ግና  ጸሓይን ወርሕን ዝእዝዘን… Continue Reading

Leave a reply

30/፴ ሚያዝያ ዕረፍቲ ሓዋርያ ማርቆስ/April 30, The Death 0f St. Mark

                 በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!            30/፴ ሚያዝያ ዕረፍቲ ሓዋርያ ማርቆስ     ማርቆስ  ማለት ንህቢ፡ ኣንበሳ፡ ካህን ማለት እዩ። ንህቢ ዝተባህለሉ ንህቢ ንኹሉ ዕንባባታት ክም ዝጥዕሞ እሱ ድማ ቅድም ካብ ጎይታ ድሓር ድማ ካብ ሓዋርያት ስለ ዝተማህረ እዩ።  ኣንበሳ ዝተባህለሉ ድማ  ኣንበሳ ንላም ከም ዝሰባብራ እሱ ድማ ብአምሳለ ላም ዝተሰርሑ  ጣኦታት ግብጺ… Continue Reading

Leave a reply

፳፫/23 ሚያዚያ ዕረፍቱ ለቅዱስ ጊዮርጊስ/ April 23, The Death Of Saint George

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላክ አሜን።       ፳፫/23 ሚያዚያ ዕረፍቱ ለቅዱስ ጊዮርጊስ        ጊዮርጊስ ማለት ብሩህ ኮኾብ ፡ ሓረገ ወይኒ፡ ጸሓይ ማለት እዩ። ሃገሩ ኣብ ልዳ (ሉድ) ኣብ ጥቃ ከተማ ቴልኣቪቭ እትርከብ ከተማ እያ። ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣቦኡ ዘሮንቶስ  ኣዲኡ ድማ  ኣቅሌስያ (ቴዎብስታ) ይበሃሉ። ወለዱ ብሃይማኖቶም ኣዝዮም ዝጸንዑ ምስጉናት ሰባት ነበሩ። ብዙሕ ሃብቲ ውን ነበሮም።… Continue Reading

Leave a reply

፮/6 ሚያዝያ ማርያም ግብጻዊት

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!  ፮/6 ሚያዝያ ማርያም ግብጻዊት ማርያም ግብጻዊት ሃገራ እስክንድርያ እዩ። ኣቡኣን ኣዲኣን ብፍርሃት እግዚኣብሔር ይነብሩ ስለ ዝነበሩ ሰይጣን ብኦኦም ይቀንእ ነበረ። ንማርያም ድማ ብፍቕረ ዝሙት  ኣታለላ። ን27 ዓመታት ድማ ብኣመንዝራነት ነበረት። እግዚኣብሔር ከድሕና ስለ ዝደለየ ድማ ከተስተውዕል ጀመረት። ሓደ መዓልቲ ቅዱሳን ቦታታት ክበጽሑ ዝኸዱ ዝነበሩ ሰባት ረኸበት እሞ  ንሳ ድማ ንዕኦም… Continue Reading