Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Category Archives: ቅድመ ገጽ

ሻድሸይቲ ሰንበት ናይ ዓቢ ጾም (ገብርሔር)

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን። ሻድሸይቲ ሰንበት ናይ ዓቢ ጾም (ገብርሔር)  ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ካብ ዕለት ናብ ዕለት ብዓይኒ ምሕረቱ እናጠመተ ዝጓስየና ዘሎ ብልሳን ኩሉም ፍጡራቱ ዝኸበረን ዝተመስገን ይኹን። ኣሜን! ሎሚ እውን መቐጸልታ ናይቲ ዝሓለፈ ጽሑፍና ብዛዕባ እዛ ሻድሸይቲ ሰንበት ከም ፍቓድ ኣምላኽ፡ ኣምላኽ ከም ዝፈቐደልና መጠን ኽንርኢ ኢና። እዛ ቅድስት ዕለት እውን… Continue Reading

ፈራህ ኣይጸድቕ፡ዕዉር ኣይነድቕ

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ቀዳሞት ኣቦታትና መጽሓፍዊ ዝኾነ ምስላ ክምስሉ ከለዉ “ፈራሕ ኣይጸድቕ፡ዕዉር ኣይነድቕ ” ይብሉ ነበሩ።ግና ነዚ ዕዉር ዝብል ቃል ከመይ ዝበለ ዑረት እዩ ናብ ዝብል ሕቶ ክንኣቱ ከሎና ዕዉር ዝበሃል ምንምኳ ዓይኑ ጠፊኡ ምርኣይ ስኢኑ ዝነብር ሰብ ጥራይ ዝመስሎም ይህልዉ ይኾኑ፡ግና ዕዉር ዝባሃል ውሽጣዊ ዓይነ ልቦንኡ ዝጠፍኤ፡ዝሓለፈን ዝመጽእን ዘይሓስብ… Continue Reading