Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Category Archives: Home

ትውፊት

በስመኣብ ወወልድ ውመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ትውፊት      ትውፊት ማለት ኣወፈየ፡ ተወፈየ ካብ ዝብል ግሲ ዝወጸ ኮይኑ ኣቐበለ ሃበ፡ ኣውረሰ፡ ኣመሓላለፈ ዝብል ትርጉም ኣለዎ። እዚ ድማ ኩሉ እቲ ብሰንሰለታዊ ምርኽኻብ ካብ ኣዳም ጀሚሩ ኣቦው፡ ነቢያት፡ ሓዋርያት ብቃል ኮነ ብጽሑፍ ናባና ዝበጽሐ ኮይኑ፡ ካባና ውን ንዝመጽእ ወለዶ ዝሰጋገር ብዘይካ እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝሓደጉልና ጽሑፋት፡… Continue Reading

ምሥጢረ ትንሣኤ ሙታን

ምሥጢረ ትንሣኤ ሙታን ትንሳኤ ሙታን፦ ነፍስን ሥጋን ተፈላልዮም ድሕሪ ምንባሮም: ዳግማይ ተዋሂዶም ድሕሪ ሞት: ብነፍስን ብሥጋን ሕይወት ምርካብ ማለት እዩ። ናይ ትንሳኤ ኣመሰራርታ ልዑለ ባህርይ ፈጣሪና ኢየሱስ ክርስቶስ ንኣልኣዛርን ጓል ኢያኢሮስን ካብ ሞት ድሕሪ ምትንስኡ ሰለስተ መዓልትን ሰለስተ ለይትን ኣብ ከርሰ መቓብር ሓዲሩ መቓብር ክፈቱለይ መግነዝ ፍትሑለይ ከይበለ ካብ ሙታን ቀዲሙ ተንሲኡ። ብትንሳኤኡ ትንሳኤና ገሊጹልና… Continue Reading

፲፪/12 ሰነ በዓል ናይ ቅዱስ ሚካኤል (ቅዱስ ሚካኤል ናብ ኣፎምያን ባሕራንን ዝተላእከሉ ዕለት)/12th June The Miracle Done By St Michael

      ፲፪/12 ሰነ  በዓል  ናይ ቅዱስ ሚካኤል (ቅዱስ ሚካኤል ናብ ኣፎምያን ባሕራንን ዝተላእከሉ ዕለት)                              በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።    “መልኣኽ እግዚኣብሔር ኣብ ዙርያ እቶም ዝፈርህዎ ይሰፍር ካብ ድንገት ከኣ የናግፎም” (መዝ 34፡7)      ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ኣብ… Continue Reading