Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: May 2014

ዕርገት እግዚእነ ወመድኃኒነ ኢየሱስ ክርስቶስ (3ይን መወዳእታን ክፋል)

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ  ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!  ዕርገት እግዚእነ ወመድኃኒነ ኢየሱስ ክርስቶስ         ዳግም ምጽአት (ሳልሳይ ክፋል)     ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዙሕ ጊዜ ኣብ ዝተመላለሰላን ዘዕረፈላን ቢታንያ፤ ካብ እምባ ደብረ ዘይት ከም ዝዓረገ ዳግማይ ምምጽኡ ድማ ናብኣ ክኸውን እዩ። ኣብ እዋን ዕርገት ጐይታ፡ ቅዱሳን መላእኽቲ ንደቀ መዛሙርቱ ዝነገርዎም ጐይታ ዳግም ከም ዝመጽእ እዩ። “ኣቱም ሰብ… Continue Reading

ዕርገት እግዚእነ ወመድሓኒነ ኢየሱስ ክርስቶስ (2ይ ክፋል)

ዕርገት ጐይታ ካብ ዕርገት ቅዱሳን ዝተፈለየ እዩ!   ቅድሚ ዕርገት ጐይታ ይኹን ድሕሪኡ ናብ ሰማይ ዝዓረጉ፡ ዝተነጥቑ ወይ’ውን ዝተሰወሩ ብዙሓት ቅዱሳን ከምዘለዉ ዝተፈልጠ እዩ። ይኹን ደኣ እምበር ዕርገት ጐይታ ካብ ዕርገት ቅዱሳን ሰባት ፈጺሙ ዝተፈልየ ምዃኑ ከነስትየውዕል ይግባኣና እዩ። ምኽንያቱ ዕርገት ጐይታ ብዕላማ፡ ብስልጣን፡ ብመብጽሒ መካነ ዕርገት፡ ኣፈጻጽምኡ ወዘተ ምስ ዕርገት ቅዱሳን ዘይራኸብ ብምዃኑ እዩ። ዕርገት… Continue Reading

ዕርገት እግዚእነ ወመድኃኒነ ኢየሱስ ክርስቶስ (1ይ ክፋል)

             በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ  ኣሜን!                      ዕርገት መኣስ፡ ኣበይ፡ (ቀዳማይ ክፋል)        ጎይታናን መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ ሙታን ተፈልዩ ድኅሪ ምትንስኡ ንዕለቱ ናብ ሰማይ ኣይዓረገን። ወንጌላዊ ቅዱስ ሉቃስ ጐይታ  ካብ ትንሳኤ ኣብ 40 መዓልቲ፡ ቦታ ዕርገቱ ድማ ቢታንያ ምዃኑን… Continue Reading

፲፭/15 ግንቦት ዕረፍቱ ለናትናኤል ሓዋርያ

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!    ናትናኤል ማለት ቀናኢ ለሕገ ኣምላኩ፡ ተንኮል ዘይብሉ ማለት እዩ።  ቅዱስ ሃዋርያ ናትናኤል ቁጽሩ ካብ 12 ሃዋርያት ኮይኑ ስምዖን ተባሂሉ’ውን ይጽዋዕ እዩ። ሃዋርያ ናትናኤል ወዲ ኣውራጃ ገሊላ ብዓል ቃና እዩ። ኦሪትን ነቢያትን ተማሂሩ ስለዝ ዝዓበየ  ከኣ መንፈሳዊ ቅንኢ ነበሮ ስለዚ ከኣ ቀናኢ ተብሂሉ ይጽዋዕ እዩ።   ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ… Continue Reading

Uncategorized