Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: June 2015

“መጻሕፍቲ ኮነ ሕጊ ኣምላኽ ብዘይ ምፍላጥ ትጋገዩ ኣለኹም” (ማቴ 22፡29)

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!! “መጻሕፍቲ ኮነ ሕጊ ኣምላኽ ብዘይ ምፍላጥ ትጋገዩ ኣለኹም” (ማቴ 22፡29)    ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብዚ ምድሪ እዚ ኣብ ዝነበረለን ዓመታት ክሳዕ ዕለተ ዕርገቱ ዝነበረ ዘመን ብጠቕላላ ብቑጽሪ ኣዝዩ ብዙሕ ዝዓይነቱ ትእምርትን ተኣምራትን ፈጺሙ ኢዩ። በቲ ዝረኣይዎ ኣዝዩ ድንቂ ዝኾነ ስራሕ ኣምላኽ ልቦም ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ኣግዚኦም… Continue Reading

Leave a reply

መልሲ ንሕቶታትኩም

             በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!            መልሲ ንሕቶታትኩም ሕቶ፡  ሰላም ኣምላክ ንዓኩም ይኩን  ኣሕዋት። ኣነ ቅዱስ ቁርባን ክቕበል ይደሊ እየ ግን ከኣ ተመሊሰ ሓጢኣት ከይሰርሕ ስለ ዝሰግእሲ ክሳብ ሕጂ ኣይቆረብኩን እሞ እንታይ ምኽሪ ትህቡኒ፧ መልሲ፥ ሓጢኣት ከይሰርሕ ኢላካ ምሕሳብ ቅድሚ ኩሉ ካብቲ ኣብ ውሽጥኻ ዘሎ ክፉእ ሓሳብ እዩ ዝብገስ። ነፍሲ ወከፍ ሰብ… Continue Reading

Leave a reply

ጾመ ሓዋርያት

ጾመ ሓዋርያት በስመ  ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ክሳዕ እዚ ዕለት እዚ ስለ ዘብጽሓና፡ኣብ ዘመን ህይወትና ስለ ዝሓለወና፡ መሓሪ ምኻ`ኑ መታን ከፍልጥ ኣብ ጸጽባሕ  ዝናብ ምሕረቱ እና ኣዝነበ  ብሰላም፡ብጥዕና ክንነብር ስለ ዝፈቐደልንና ክብርን ምስጋናን ኣምልኾን ስግደትን  ንዕኡ ይኹን።ቅድስት ድንግል ማርያም ፡ምኽንያት ድሕነትና፡ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ጸጋ ረኺባ ሞጎስ ተዓዲላ እያ እሞ፡ናይ… Continue Reading

Leave a reply