Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Category Archives: Church

“ብስሕተት እቶም ስዲ ዝኸዱ ዘለዉ ተሳሒብኩም ካብ እቲጽኑዕ መሰረትኩም ከይትወ ድቁ ተሓለዉ’’(1ጴጥሮስ 3፡17)

  “ብስሕተት እቶም ስዲ ዝኸዱ ዘለዉ ተሳሒብኩም ካብ እቲጽኑዕ መሰረትኩም ከይትወ ድቁ ተሓለዉ’’(1ጴጥሮስ3፡17) ናይ ስንቃጣ ፡ ሓጎስ ኣስጎዶም በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን፡፡አብ ሓድነቱ ካልአይ አብ ሰለስትነቱ ራብዓይ ዘይብሉ፡ዘይመውት ዘልአለማዊ አምላኽና እግአዚብሄር ስለ ዘይውዳእ ውህበቱ ካብ ሕጂ  ክሳዕ ዘልአለም ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን፡፡አሜን።ካብቲ ሳጥናኤል ካብ ማሕበር መላእክቲ ዝወጸሉ ግዜ ጀሚሩ፡ ብዙሓት ሰባት አንጻር ሃይማኖት፡ቤተክርስቲያን… Continue Reading

ተቐበልቲ ቀረጽን ኣመናዝርን ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ከም ዝቕድምኹም ብሓቂ ይብለኩም ኣለኹ” (ማቴ፳፩፡፴፩/21፡31)

“ተቐበልቲ ቀረጽን ኣመናዝርን ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ከም ዝቕድምኹም ብሓቂ ይብለኩም ኣለኹ” (ማቴ፳፩፡፴፩/21፡31) በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። “ምንተ ትብሉ ብእሲ  ቦቱ ክልኤቱ ደቂቅ ኣኅው፡ ወይቤሎ ለቀዳማዊ ወልድየ ሑር ተቀነይ ዮም ውስተ ዐጸደ ወይንየ፡ ወአውሥአ ወይቤ ኦሆ እግዚእየ ወኢሖረ ወለካልኡኒ ዘይንእስ ይቤሎ ከማሁ፡ ወአውሥአ ወይቤ እንብየ ወእምድኅረዝ ንስሓ ወሖረ፡ መኑ እንከ እምክልኤሆሙ ዘገብረ… Continue Reading