Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Category Archives: Uncategorized

“ብስሕተት እቶም ስዲ ዝኸዱ ዘለዉ ተሳሒብኩም ካብ እቲጽኑዕ መሰረትኩም ከይትወ ድቁ ተሓለዉ’’(1ጴጥሮስ 3፡17)

  “ብስሕተት እቶም ስዲ ዝኸዱ ዘለዉ ተሳሒብኩም ካብ እቲጽኑዕ መሰረትኩም ከይትወ ድቁ ተሓለዉ’’(1ጴጥሮስ3፡17) ናይ ስንቃጣ ፡ ሓጎስ ኣስጎዶም በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን፡፡አብ ሓድነቱ ካልአይ አብ ሰለስትነቱ ራብዓይ ዘይብሉ፡ዘይመውት ዘልአለማዊ አምላኽና እግአዚብሄር ስለ ዘይውዳእ ውህበቱ ካብ ሕጂ  ክሳዕ ዘልአለም ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን፡፡አሜን።ካብቲ ሳጥናኤል ካብ ማሕበር መላእክቲ ዝወጸሉ ግዜ ጀሚሩ፡ ብዙሓት ሰባት አንጻር ሃይማኖት፡ቤተክርስቲያን… Continue Reading

፳/20ሰነ ቅዳሴ ቤታ ለእግዝእትነ ቅድስት ድንግል ማርያም/ QDASIE BIETA LEQDST DNGL MARYAM

                            በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።                            ፳/20ሰነ ቅዳሴ ቤታ ለእግዝእትነ ቅድስት ድንግል ማርያም       ኣዴና ቅድስት ድንግል  ማርያም (ወላዲት ኣምላክ)፡ድሕሪ ምዕራጋ፡ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመት ብርሃንዓለም ዝተሰምየ ቅዱስ  ጳውሎስን ሓዋርያ… Continue Reading

ዕርገት እግዚእነ ወመድኃኒነ ኢየሱስ ክርስቶስ (3ይን መወዳእታን ክፋል)

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ  ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!  ዕርገት እግዚእነ ወመድኃኒነ ኢየሱስ ክርስቶስ         ዳግም ምጽአት (ሳልሳይ ክፋል)     ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዙሕ ጊዜ ኣብ ዝተመላለሰላን ዘዕረፈላን ቢታንያ፤ ካብ እምባ ደብረ ዘይት ከም ዝዓረገ ዳግማይ ምምጽኡ ድማ ናብኣ ክኸውን እዩ። ኣብ እዋን ዕርገት ጐይታ፡ ቅዱሳን መላእኽቲ ንደቀ መዛሙርቱ ዝነገርዎም ጐይታ ዳግም ከም ዝመጽእ እዩ። “ኣቱም ሰብ… Continue Reading

ዕርገት እግዚእነ ወመድሓኒነ ኢየሱስ ክርስቶስ (2ይ ክፋል)

ዕርገት ጐይታ ካብ ዕርገት ቅዱሳን ዝተፈለየ እዩ!   ቅድሚ ዕርገት ጐይታ ይኹን ድሕሪኡ ናብ ሰማይ ዝዓረጉ፡ ዝተነጥቑ ወይ’ውን ዝተሰወሩ ብዙሓት ቅዱሳን ከምዘለዉ ዝተፈልጠ እዩ። ይኹን ደኣ እምበር ዕርገት ጐይታ ካብ ዕርገት ቅዱሳን ሰባት ፈጺሙ ዝተፈልየ ምዃኑ ከነስትየውዕል ይግባኣና እዩ። ምኽንያቱ ዕርገት ጐይታ ብዕላማ፡ ብስልጣን፡ ብመብጽሒ መካነ ዕርገት፡ ኣፈጻጽምኡ ወዘተ ምስ ዕርገት ቅዱሳን ዘይራኸብ ብምዃኑ እዩ። ዕርገት… Continue Reading

ዕርገት እግዚእነ ወመድኃኒነ ኢየሱስ ክርስቶስ (1ይ ክፋል)

             በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ  ኣሜን!                      ዕርገት መኣስ፡ ኣበይ፡ (ቀዳማይ ክፋል)        ጎይታናን መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ ሙታን ተፈልዩ ድኅሪ ምትንስኡ ንዕለቱ ናብ ሰማይ ኣይዓረገን። ወንጌላዊ ቅዱስ ሉቃስ ጐይታ  ካብ ትንሳኤ ኣብ 40 መዓልቲ፡ ቦታ ዕርገቱ ድማ ቢታንያ ምዃኑን… Continue Reading