ሕቶ፡ “እግዚኣብሔር ንሙሴ ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ካብ ዘለዉ ምስልን ስእልን ዘበለ ንዓካ ኣይትግበር ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ ኣነ እግዚኣብሔር ኣምላኽ እየ።” ዘጽ 20፡4-6 ከም ዝብለና በንጻሩ ግን ኦርቶዶክሳውያን ስእልን ምስልን እትጥቀሙ? ስለምንታይ? መልሲ፦ ስእሊ ማለት መልክዕ፡ንድፊ፡ቀለማዊ ቅርጺ፡ዝብል ትርጉም ዝሓዘ ኢዩ። ስእሊ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ብኣህዛብ ንኣምልኾ ይጥቀምሉ ከምዝነበሩ… Continue Reading