፬/4 ጥቅምቲ ተዝካረ ዕርፍቶም ንቅዱሳን ነገሥታት ኣብርሃን ኣጽባሕን
Posted by tsionadena21@gmail.com
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን!! ፬/4 ጥቅምቲ ተዝካረ ዕርፍቶም ንቅዱሳን ነገሥታት ኣብርሃን ኣጽባሕን ***ቅዱሳን ነገሥታት ኣብርሃን ኣጽባሕን…
ዘመነ መፀው (ቀውዒ) ካብ 26 መስከረም ክሳዕ 25 ታኅሣሥ
Posted by tsionadena21@gmail.com
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን!!! ወያስተዴሉ ክረምተ ለምድር/ ንምድሪ ዝናም የዝንመላ” “መዝ. ፻፵፮፥፰/147፡8 ዘመነ መፀው (ቀውዒ) ካብ…
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን!!! ፳፰/28 መስከረም ዕረፍታ ለቅድስት ሶስና ኢያቄም ዝበሃል ኣብ ባቢሎን ዝቕመጥ ሰብኣይ ነበረ። ሶስና እትበሃል ጓል ኬልቅዩ ድማ ተማርዓወ ።ንሳ ኣዝያ ጽብቕትን ንእግዚአብሔር እትፈርሕን ሰበይቲ ነበረት። ወለዳ ጻድቃን ነበሩ ፡ንጓሎም ድማ ሕጊ ሙሴ ምሂሮምዋ ነበሩ። ሰብኣያ ኢያቄም ካኣ ኣዝዩ ሃብታም ሰብኣይ ነበረ።ኣብ ጥቓ ገዝኡ ድማ ገፊሕ እና ኣታኽልቲ ነበሮ።ኣይሁድ ድማ ካብ ኩሎም ዝኸብር ንሱ ስለ ዝነበረ ናብኡ ይመጹ ነበሩ።በታ ዓመት እቲኣ ካብቶም ሕዝቢ ክልተ ሽማግለ ደያኑ ክኾኑ ተሸሙ ።ንሳቶም ድማ ከምቲ እግዚአብሔር ብዛዕብኦም “‘ካብ ባቢሎን ዓመጽ ክወጽእ እዩ፡ንህዝቢ ዘመሓድሩ ደያኑ ፍትሒ ምሃብ ኣይክኽእሉን ኢዮም” ዝበሎ ዓመጸኛታት ነበሩ።እቶም ብ ሕጊ ፍትሒ ንምርካብ ጥርዓን ዘለዎም ድማ ናብኦም ይመጹ ነበሩ (መጽ.ሶስና ፩፡፩-፮/1፡1-6)። ሶስና ማለት ለዋህ ርግቢት ማለት ኢዩ። ንሳ ሕጊ እግዚአብሔር ዝተማህረት ብመልክዓ ካኣ ኣዝያ ጽብቕቲ ነበረት። ንሳ ንኣምላኽ እትፈርሕ ንሰብኣያ እተኽብር ትሕትን ምእዝዝትን ሰበይቲ ነበረት። ካብ ጸግሪ ርእሳ ክሳዕ ጽፍሪ እግራ ብዘይ ምቁራጽ ሰብነታ ብምልኡ ብነዊሕን ወለል ዝብል ክዳን ገይራ እትሽፍን ዝነበረት ሰበይቲ ኢያ።ሰብኣያ ዝያዳ ኩላቶም ኣይሁድ ዝኸበረ ሰብ ብምባሩ እቶም ዝተሸሙ ደያኑ ኣብ ቤቱ ኮይኖም ንዝመጾም ሰብ ይዳንይዎን ዘረብኡ ይሰምዕዎን ነበሩ።ከምዚ ኢሎም ከለዉ ከምቲ ኣብ መጽሓፍ ሶስና ተመዝጊቡ ዘሎ “ኣእምሮኦም ስለ ዝተደፍነ ፡ቅኑዕ ፍርዲ ከምዘሎ ረስዑ፡ኣዒንቶም ስለ ዝጸልመተ ፡ ንእግዚአብሔር ከም ዝግባእ ዘንግዑ።” ከም ዝበለ ንሳቶም ዝተዋህቦም ሓላፍነት ዝዘንግዑ ንነገራት ካኣ ብዓኒ ቅንዕና ዘይጥምቱ ሰባት ኮኖም ተረኽቡ።በታ ኩሉ ግዜ ኣብ ቤት ምስተኣከቡ ዝርእይዋ ዝነበሩ ሶስና ‘ውን ብመልክዓ ልቦም ክፋእ ክሓስ ጀመረ፡”ክልቲኦም ድማ ብፍትወት ሶስና ነደዱ ፡ብዛዕባ ዝነበሮም ስቓይ ግና ነንሓድሕዶም ኣይተገላለጹን ። ከመይ ንሓድሕዶም ንኣኣ ንምርካብ ዘለዎም ድልየት ንምግላጽ ተሓፋፊሮም ነበሩ። ስለዚ ድማ ንዓኣ ንምርካብ ካብ መዓልቲ ንመዓልቲ ተሃንጥዮም ይሕልውዋ ነበሩ” መጽ.ሶስና፩፡፱-፲/1፡9-10)። ሰብ ንሰይጣን ኣብ ልቡ ቦታ እንተድኣ ሂብዎ ኣብ መጨረሽታ ብሓሳባት ሰይጣን ክኸይድ ናይ ሂወቱ ኣላዪ መድረኽ ካኣ ሰይጣን ኮይኑ ኢዩ ዝተርፍ።እዞም ክልተ ደያኑ ኣብቤታ ሶስና ዘምጽኦም ዝነበረ ንሰባት ፍትሒ ንምውጻእ ኢዩ ።እነተኾነ ኣብ ጉዳዮም ኣይጸንዑን፡እኳ ድኣ ኣብ ልዕሊ እታ ብሓዳርን ብቃል ኪዳን ተማእዚዛ እትኸይድ፡ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ሰብን እርኑብ ኣካይዳ ዝነበራ ሶስና ክፉእ ነገርክሓስቡን ናብ ትግባሬኡ ክጓየየኡን ተራእዩ። ሶስና ኣብ ልዕሊኣ ዝሕሰብ ዘሎ ነገርን ተዳልዩላዝነበረመጻወድያን ኣይትፈልጥን ነበረት።ንሳ ወለዳ ሕጊ ኣምላኽ ምሂሮም ስለ ዘዕበይዋ ፡ሓሳባን ናብርኣን ዝነበረ በቲ ዝተማህረቶ መንፈሳዊ መገዲ ከይዳ ንኣምላኽ ንምሕጓስን ካብ ርኽሰት ኩሉ ተፈሊኻ ምንባር እዩ ነይሩ።ምስ ዕላማኣዘይከዱ ነቲ እትነብሮ ዝነበረት ጽቡቕ ጎደና ዝቋወሙ ሰባት ግና ኣብጸጽባሕ ኣብ ቤታ ይእከቡ ነበሩ። ሓደ ግዜ ሶስና ምስ ክልተ ኣግራዳ ናብቲ እና ኣታኽልቲ ክትዛወር ኢላ ከደት።እንሆ ካኣ ኣዝዩ ሙቐት ስለ ዝነበረ ኣብቲ ኣታኽልቲ ስፍራ ኣትያ ሰብነታ ክትሕጸብ ደለየት እሞ ነተን ክልተ ኣግራዳ ናብ ቤት ከይደን ዘይትን ቅብእን ከምጽኣላ ለኣኸተን።ንኹሉ እቲ ማዓጹ ካኣ ዓጽየንኦ ከዳ።እንሆ እቶም ልቦም ብተንኮል ዝመልአክልተ ደያኑ ግና ተሓቢኦም ይዕዘብዋነበሩ።ልክዕ እተን ኣግራዳምስ ከዳ ክልቲኦም ጎዮም ናብ’ቲ ዝነበረቶ ቦታ ኣተዉ እንሆ “ንኅና ብፍቕርኺ ተታሒዝና ኣሎና፡ስለዚ ሕራይ በልና ምሳና ካኣ ደቅሲ ።እንተ ኣበኺ ግና ንሕና ሓደ ጎበዝ ምሳኺ ደቂሱ ምሳኺ ከም ዝጸንሐ በዚ ምኽንያት እዚ ንኣግራድኪ ከም ዝሰደድክየን ክንምስክር ኢና”” በልዋ።እታ ቅድስት ሰበይቲ ኣብ ዓቢ ዝኾነ ፈተና ኣተወት። ንርኽሰት ጸሊኣ ብሕጊ ቃል ኪዳን እትነብር፡ንሕጊ ሙሴ ካብ ህጻንነታ ሳላ ወለዳ ዝተማህረት፡ ሰባት ብመልክዓ መታን ኣብ ሓጥያት ከይወድቁ መላእ ሰብነታተሸፊና እትኸይድ -ሶስና እዚ ዓቢ ናይ ሂወት ፈተና ኣጋጣማ፡ካብ ዓሚቕ ሓዘን ዝተላዕለ ካኣ በኸየት ፡በለት ካኣ “ኣነ ብኽልተ ሸነኽ እጭነቕ ኣለኹ፡ከመይ ነዚ ነገር’ዚ እንተገበርክዎ ንዓይ ሞት ኢዩ፡ እንተኣበኽኹም ድማ ካብ ኢድኩም ክመሉቕ ኣይክእልን ኢየ።ግና ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ሓጥያት ካብ ዝገብር ኣብ ኢድኩም ምውዳቕ መሪጸ ኣለኹ”በለቶም። ንዝያዳ ንባብ ኣብዚ ጠውቑ------ https:// mahberemariamisrael.com/%E1%88%98%E1%88%B5%E1.../... See less See less
Posted by tsionadena21@gmail.com
ታሪኽ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ 4ይ ናይ መወዳእታን ክፋል
Posted by Church Editor
ታሪኽ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ 4ይ ናይ መወዳእታን ክፋል ክፍሊ ፪. ልዕላዊት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ታሪኸ ኦርቶዶከስ ተዋሕዶ…
መንፈሳዊ ትምህርትን መዝሙርን
Video Playlist
1/50 videos
1
ኣባ ሕርያቆስ ፪/2 ጥቅምቲ ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW ሓጺር ገድሊ ኣባ ሕርያቆስ
15:01
2
#ብዘይካ_እቲ_ሥሩት_መሠረት_ካልእ_ኣይትሰርቱ "ስነ ጽሑፍ" ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW
15:28
3
ብእምነት ነገሥታት ሰዓሩ ዕብ 11፡33 ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW ስብከት
50:09
4
ሓገዝ ንገዳም ጻዕዳ እምባ ሥላሴ
08:26:27
5
ሓገዝ ንገዳም ጻዕዳ እምባ ሥላሴ
03:22:02
6
ሓገዝ ንገዳም ጻዕዳ እምባ ሥላሴ
02:32:05
7
ሓገዝ ንገዳም ጻዕዳ እምባ ሥላሴ
07:40:17
8
ሓገዝ ንገዳም ጻዕዳ እምባ ሥላሴ
11:55
9
ገድሊ ኣቡነ ኤዎስጣቴዎስ ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH
23:47
10
"ቃል መስቀል ንኣና ነቶም እንድኅን ግና ኃይሊ ኣምላኽ እዩ" ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW
35:45
11
ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW በዓለ ቅዱስ መስቀል
14:07
12
ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW DRAMA ጽንዓት ሓሙሽተ ደናግልን ክሕደት ካህን ፎላን/ #ክሳዕ_ ሞት_ እሙን_ ኩን# ራእ.2፡10
53:49
13
ንተሓጎስ
06:16
14
#ሓንቲ_እምነት_ሓንቲ_ጥምቀት_ሓንቲ_ሃይማኖት ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW DRAMA
36:22
15
#ሓሙሽተ_እንጌራን_ክልተ_ዓሳን_ስብከትብ_መም_ገብረመድህን_ተኽለሚካኤል ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH
13:13
16
#ድምጺ_ኣዋጅ_ኣብ_በረኻ_ተሰምዐ_ መንፈዊ ግጥሚ ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH
05:08
17
#ደጊም_እቲ_ብዕብዳን_ብፍትወት_ስጋ_ብስኽራን...ዘሕለፍኩምዎ ዘመን ይአክል 1ይ ጴጥ.4፡3 ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW DRAMA
40:56
18
#ዘሐጉስ_ብስራት_ካብ_ማሕበረ_ማርያም_እስራኤል_ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH
00:04
19
አብያተ ዘውቅሮ (፳፻፲፱ )2026 ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH
18:15
20
#ቅድስት_ዮዲት_እስራኤላዊት_መንፈሳዊ ናይ መድረኽ ተዋስኦ ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW DRAMA
57:59
21
ሓገዝ ንገዳም ጻዕዳ እምባ ሥላሴ
11:54:42
22
ሓገዝ ንገዳም ጻዕዳ እምባ ሥላሴ
11:55
23
ሓገዝ ንገዳም ጻዕዳ እምባ ሥላሴ
01:56:20
24
#ዘመን_ጸልመት_ሎሚ_ተሳዒሩ ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH MEZMUR
06:13
25
"ቅንኣት ቤትካ በልዓኒ" ስብከት ብመም ሚኪኤለ ኣብርሃም ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH
58:44
26
ንቓኒ ንኽብራ ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR
08:07
27
ቅዱስ ኣባኖብ ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR
07:50
28
የለን ዝመስለኪ Eritrean Orthodox Tewahdo Church New Mezmur
07:09
29
ዕረፍቲ ነፍሰይ ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR
09:01
30
እግዚኦ ንበል (ናይ ንስሓ መዝሙር)ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR
08:44
31
ኣብ እግሪ መስቀል ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR
08:26
32
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR
09:19
33
ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR ዕረፍቲ ነፍሰይ
09:06
34
ብምኽንያት በዓል ዕረፍታ ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም (ማርያም ኣስተርእዮ) ዝመሓላለፍ ዘሎ መደብ!
24:49
35
ብምኽንያት በዓል ዕረፍታ ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም (ማርያም ኣስተርእዮ) ዝመሓላለፍ ዘሎ መደብ!
39:11
36
ብምኽንያት በዓል ዕረፍታ ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም (ማርያም ኣስተርእዮ) ዝመሓላለፍ ዘሎ መደብ!
17:38
37
ብምኽንያት በዓል ዕረፍታ ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም (ማርያም ኣስተርእዮ) ዝመሓላለፍ ዘሎ መደብ!
14:41
38
ብምኽንያት በዓል ዕረፍታ ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም (ማርያም ኣስተርእዮ) ዝመሓላለፍ ዘሎ መደብ!
07:57
39
ብምኽንያት በዓል ዕረፍታ ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም (ማርያም ኣስተርእዮ) ዝመሓላለፍ ዘሎ መደብ!
02:10:22
40
ብምኽንያት በዓል ዕረፍታ ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም (ማርያም ኣስተርእዮ) ዝመሓላለፍ ዘሎ መደብ!
07:03:14
41
ቅድስት ኣስቴር
01:54
42
ንዓ ይብሉ ኣለዉ ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR
07:27
43
ሓገዝ ንገዳም ደብረ ቢዘን 14/12/2024
46:26
44
ሓገዝ ንገዳም ደብረ ቢዘን Project
00:07
45
ሓገዝ ንገዳም ደብረ ቢዘን ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ቀጥታ ፈነወ
07:07
46
ጻውዒት ሓገዝ ንገዳም ደብረ ቢዘን ኣብ ምሉእ ዓለም ንዘለና ህዝበ ክርስቲያን
01:13:29
47
ዓብይ መንፈሳዊ ጉባኤ ንገዳም ደብረ ቢዘን ኣመሪካን ካናዳን
07:56:42
48
ዓብይ መንፈሳዊ ጉባኤ ንገዳም ደብረ ቢዘን ብማሕበረ ማርያም ሃገረ እስራኤል
01:16:24
49
ሓገዝ ንገዳም ደብረ ቢዘን Project
02:14:23
50
ዓብይ መንፈሳዊ ጉባኤ ንገዳም ደብረ ቢዘን ማሕበር ማርያም እስራኤል
06:56:04
፬/4 ጥቅምቲ ተዝካረ ዕርፍቶም ንቅዱሳን ነገሥታት ኣብርሃን ኣጽባሕን
Posted by tsionadena21@gmail.com
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን!! ፬/4 ጥቅምቲ ተዝካረ ዕርፍቶም ንቅዱሳን ነገሥታት ኣብርሃን ኣጽባሕን ***ቅዱሳን ነገሥታት ኣብርሃን ኣጽባሕን…
ዘመነ መፀው (ቀውዒ) ካብ 26 መስከረም ክሳዕ 25 ታኅሣሥ
Posted by tsionadena21@gmail.com
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን!!! ወያስተዴሉ ክረምተ ለምድር/ ንምድሪ ዝናም የዝንመላ” “መዝ. ፻፵፮፥፰/147፡8 ዘመነ መፀው (ቀውዒ) ካብ…
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን!!! ፳፰/28 መስከረም ዕረፍታ ለቅድስት ሶስና ኢያቄም ዝበሃል ኣብ ባቢሎን ዝቕመጥ ሰብኣይ ነበረ። ሶስና እትበሃል ጓል ኬልቅዩ ድማ ተማርዓወ ።ንሳ ኣዝያ ጽብቕትን ንእግዚአብሔር እትፈርሕን ሰበይቲ ነበረት። ወለዳ ጻድቃን ነበሩ ፡ንጓሎም ድማ ሕጊ ሙሴ ምሂሮምዋ ነበሩ። ሰብኣያ ኢያቄም ካኣ ኣዝዩ ሃብታም ሰብኣይ ነበረ።ኣብ ጥቓ ገዝኡ ድማ ገፊሕ እና ኣታኽልቲ ነበሮ።ኣይሁድ ድማ ካብ ኩሎም ዝኸብር ንሱ ስለ ዝነበረ ናብኡ ይመጹ ነበሩ።በታ ዓመት እቲኣ ካብቶም ሕዝቢ ክልተ ሽማግለ ደያኑ ክኾኑ ተሸሙ ።ንሳቶም ድማ ከምቲ እግዚአብሔር ብዛዕብኦም “‘ካብ ባቢሎን ዓመጽ ክወጽእ እዩ፡ንህዝቢ ዘመሓድሩ ደያኑ ፍትሒ ምሃብ ኣይክኽእሉን ኢዮም” ዝበሎ ዓመጸኛታት ነበሩ።እቶም ብ ሕጊ ፍትሒ ንምርካብ ጥርዓን ዘለዎም ድማ ናብኦም ይመጹ ነበሩ (መጽ.ሶስና ፩፡፩-፮/1፡1-6)። ሶስና ማለት ለዋህ ርግቢት ማለት ኢዩ። ንሳ ሕጊ እግዚአብሔር ዝተማህረት ብመልክዓ ካኣ ኣዝያ ጽብቕቲ ነበረት። ንሳ ንኣምላኽ እትፈርሕ ንሰብኣያ እተኽብር ትሕትን ምእዝዝትን ሰበይቲ ነበረት። ካብ ጸግሪ ርእሳ ክሳዕ ጽፍሪ እግራ ብዘይ ምቁራጽ ሰብነታ ብምልኡ ብነዊሕን ወለል ዝብል ክዳን ገይራ እትሽፍን ዝነበረት ሰበይቲ ኢያ።ሰብኣያ ዝያዳ ኩላቶም ኣይሁድ ዝኸበረ ሰብ ብምባሩ እቶም ዝተሸሙ ደያኑ ኣብ ቤቱ ኮይኖም ንዝመጾም ሰብ ይዳንይዎን ዘረብኡ ይሰምዕዎን ነበሩ።ከምዚ ኢሎም ከለዉ ከምቲ ኣብ መጽሓፍ ሶስና ተመዝጊቡ ዘሎ “ኣእምሮኦም ስለ ዝተደፍነ ፡ቅኑዕ ፍርዲ ከምዘሎ ረስዑ፡ኣዒንቶም ስለ ዝጸልመተ ፡ ንእግዚአብሔር ከም ዝግባእ ዘንግዑ።” ከም ዝበለ ንሳቶም ዝተዋህቦም ሓላፍነት ዝዘንግዑ ንነገራት ካኣ ብዓኒ ቅንዕና ዘይጥምቱ ሰባት ኮኖም ተረኽቡ።በታ ኩሉ ግዜ ኣብ ቤት ምስተኣከቡ ዝርእይዋ ዝነበሩ ሶስና ‘ውን ብመልክዓ ልቦም ክፋእ ክሓስ ጀመረ፡”ክልቲኦም ድማ ብፍትወት ሶስና ነደዱ ፡ብዛዕባ ዝነበሮም ስቓይ ግና ነንሓድሕዶም ኣይተገላለጹን ። ከመይ ንሓድሕዶም ንኣኣ ንምርካብ ዘለዎም ድልየት ንምግላጽ ተሓፋፊሮም ነበሩ። ስለዚ ድማ ንዓኣ ንምርካብ ካብ መዓልቲ ንመዓልቲ ተሃንጥዮም ይሕልውዋ ነበሩ” መጽ.ሶስና፩፡፱-፲/1፡9-10)። ሰብ ንሰይጣን ኣብ ልቡ ቦታ እንተድኣ ሂብዎ ኣብ መጨረሽታ ብሓሳባት ሰይጣን ክኸይድ ናይ ሂወቱ ኣላዪ መድረኽ ካኣ ሰይጣን ኮይኑ ኢዩ ዝተርፍ።እዞም ክልተ ደያኑ ኣብቤታ ሶስና ዘምጽኦም ዝነበረ ንሰባት ፍትሒ ንምውጻእ ኢዩ ።እነተኾነ ኣብ ጉዳዮም ኣይጸንዑን፡እኳ ድኣ ኣብ ልዕሊ እታ ብሓዳርን ብቃል ኪዳን ተማእዚዛ እትኸይድ፡ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ሰብን እርኑብ ኣካይዳ ዝነበራ ሶስና ክፉእ ነገርክሓስቡን ናብ ትግባሬኡ ክጓየየኡን ተራእዩ። ሶስና ኣብ ልዕሊኣ ዝሕሰብ ዘሎ ነገርን ተዳልዩላዝነበረመጻወድያን ኣይትፈልጥን ነበረት።ንሳ ወለዳ ሕጊ ኣምላኽ ምሂሮም ስለ ዘዕበይዋ ፡ሓሳባን ናብርኣን ዝነበረ በቲ ዝተማህረቶ መንፈሳዊ መገዲ ከይዳ ንኣምላኽ ንምሕጓስን ካብ ርኽሰት ኩሉ ተፈሊኻ ምንባር እዩ ነይሩ።ምስ ዕላማኣዘይከዱ ነቲ እትነብሮ ዝነበረት ጽቡቕ ጎደና ዝቋወሙ ሰባት ግና ኣብጸጽባሕ ኣብ ቤታ ይእከቡ ነበሩ። ሓደ ግዜ ሶስና ምስ ክልተ ኣግራዳ ናብቲ እና ኣታኽልቲ ክትዛወር ኢላ ከደት።እንሆ ካኣ ኣዝዩ ሙቐት ስለ ዝነበረ ኣብቲ ኣታኽልቲ ስፍራ ኣትያ ሰብነታ ክትሕጸብ ደለየት እሞ ነተን ክልተ ኣግራዳ ናብ ቤት ከይደን ዘይትን ቅብእን ከምጽኣላ ለኣኸተን።ንኹሉ እቲ ማዓጹ ካኣ ዓጽየንኦ ከዳ።እንሆ እቶም ልቦም ብተንኮል ዝመልአክልተ ደያኑ ግና ተሓቢኦም ይዕዘብዋነበሩ።ልክዕ እተን ኣግራዳምስ ከዳ ክልቲኦም ጎዮም ናብ’ቲ ዝነበረቶ ቦታ ኣተዉ እንሆ “ንኅና ብፍቕርኺ ተታሒዝና ኣሎና፡ስለዚ ሕራይ በልና ምሳና ካኣ ደቅሲ ።እንተ ኣበኺ ግና ንሕና ሓደ ጎበዝ ምሳኺ ደቂሱ ምሳኺ ከም ዝጸንሐ በዚ ምኽንያት እዚ ንኣግራድኪ ከም ዝሰደድክየን ክንምስክር ኢና”” በልዋ።እታ ቅድስት ሰበይቲ ኣብ ዓቢ ዝኾነ ፈተና ኣተወት። ንርኽሰት ጸሊኣ ብሕጊ ቃል ኪዳን እትነብር፡ንሕጊ ሙሴ ካብ ህጻንነታ ሳላ ወለዳ ዝተማህረት፡ ሰባት ብመልክዓ መታን ኣብ ሓጥያት ከይወድቁ መላእ ሰብነታተሸፊና እትኸይድ -ሶስና እዚ ዓቢ ናይ ሂወት ፈተና ኣጋጣማ፡ካብ ዓሚቕ ሓዘን ዝተላዕለ ካኣ በኸየት ፡በለት ካኣ “ኣነ ብኽልተ ሸነኽ እጭነቕ ኣለኹ፡ከመይ ነዚ ነገር’ዚ እንተገበርክዎ ንዓይ ሞት ኢዩ፡ እንተኣበኽኹም ድማ ካብ ኢድኩም ክመሉቕ ኣይክእልን ኢየ።ግና ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ሓጥያት ካብ ዝገብር ኣብ ኢድኩም ምውዳቕ መሪጸ ኣለኹ”በለቶም። ንዝያዳ ንባብ ኣብዚ ጠውቑ------ https:// mahberemariamisrael.com/%E1%88%98%E1%88%B5%E1.../... See less See less
Posted by tsionadena21@gmail.com
ታሪኽ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ 4ይ ናይ መወዳእታን ክፋል
Posted by Church Editor
ታሪኽ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ 4ይ ናይ መወዳእታን ክፋል ክፍሊ ፪. ልዕላዊት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ታሪኸ ኦርቶዶከስ ተዋሕዶ…
Publications
Recent Posts
Popular Posts
ማሕበረ ማርያም እስራኤል
እዚ መርበብ ሓበሬታ እዚ ብቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ዝመሓላለፍ ኮይኑ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ሕግን ስርዓትን ሓልዩ ዝመሓላለፍ መንፈሳዊ መርበብ ሓበሬታ እዩ። ንሓዋርያዊ ትምህርተ ሃይማኖት፡ ነገረ ቅዱሳን፡ በዓላት፡ ኣጽዋማት፡ ታሪኽ ቤተ ክርስቲያን መንፈሳዊ ስነ ጥበባዊ ስርሓት፡ ንሕጻናት ዝጠቕሙ ጽሑፋትን ካልእን ዝሓዘ መርበብ ሓበሬታ እዩ።ብተወሳኪ ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ እዚ ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ መጻሕፍትን ንዋየ ቅዱሳትን ዝሓዘ መንፈሳዊ ድኳን ስለ ዘሎ ኣብኡ ኣቲኹም ተጠቒሱ ብዘሎ ኣድራሻ ዝደለኽምዎ ክትጠልቡ ትኽእሉ ኢኹም።ብሓፈሻ እዚ መርበብ ሓበሬታ እዚ ሕይወት ዝህብ ቃል ኣምላኽ ዝመሓላለፈሉ ስለ ዝኾነ ኩላትና ተገዲስና ክንከታተሎ ሓደራ ንብል። ኣብ ሃይማኖትና ጸኒዕና ክንነብር እግዚኣብሔር ኣምላኽና ይሓግዘና። ኣሜን!!!













