ዝተፈላለዩ ቅድዱሳን መጻሕፍቲ ኣብ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም እስራኤል ተዳልዩልኩም ኣሎ

ዝተፈላለዩ ቅድዱሳን መጻሕፍቲ  ኣብ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም እስራኤል ተዳልዩልኩም ኣሎ

በስመኣብ ወወልድ ውመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ አምላክ ኣሜን!!!

 

ዝኸበርኩም ናይ እግዚብሔር ቤተሰብ  ቅዱስ እግዚአብሔር አምላኽና ክሳዕ እዛ ዕለት እዚኣ ዝሓለወናን ዝዓቀበናን ክብርን ምስጋናን ይብጽሓዮ እናበልና

ኣብ  መንፈሳዊ ድዃን ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ከምኡ ውን ኣብ መንፈሳዊ ድኳን ጽርሃጽዮን  ተልኣቪቭ  ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል

ብዙሕ መንፈሳዊ መጻሕፍትን ንዋያተ ቅዱሳንን ስለዘሎ  ገዚእኹም  ንሕይወትኩም ክትጥቀሙ ሓደራ ንብል።

እዚ መንፈሳዊ ድኳን እዚ ኩሉ ጊዜ ክፉትን  ናብ ዝደለኽምዎ ሃገር ድማ ክንልእኸልኩም ከምንኽእልን  ብሓጎስ ክንሕብረኩም ንፈቱ።

ክተረኽቡና ምስ እትደልዩ ብ what sup , messenger ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።

ቁጽሪ ቴለፎን 00972543253673

 

 

Leave a comment

Send a Comment