10/፲ መጋቢት መስቀል ዝተረኽበሉ ዕለት


ንምምላስ ድማ ሱባኤ ኣተወ ሓደ ሱባኤ ምስ ወድኤ ፍቓድ እግዚኣብሔር ከም ዝኾነ ተረዲኡ ኣዋጅ ኣዊጁ ወፈረ ኣብ ልዕሊኦም ድማ ተዓወተ። መስቀል ኣበይ ከም ዘሎ ጠፊእዎ ነቶም ክልተ ዲያቆናት ክቐትሎም እናደለየ ከሎ ካብ ኢየሩሳሌም ተማሪኻ ዝመጸት ብመስኮት ኮይና ትዕዘብ ነበረት፡ እሞ ኣበይ ከም ዘሎ ብምሕባር ካብቲ ዝነበሮ ኣውጺኡ ብልብሰ መንግስቱ ጠቕሊሉ ናብ ቁስጥንጥንያ ብ614 ዓ.ም ወሰዶ።