"ኣቱም ባሮት ልዑል ኣምላኽ ንዑ ናብዚ ውጹ”  ዳን ፫፡፳፮/3፡26)      

"ኣቱም ባሮት ልዑል ኣምላኽ ንዑ ናብዚ ውጹ”  ዳን ፫፡፳፮/3፡26)      

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላኽ ኣሜን። “ኣቱም ባሮት ልዑል ኣምላኽ ንዑ ናብዚ ውጹ”  ዳን፫፡፳፮/3፡26)     ዘመኑ እስራኤል ካብ ሕጊ ኣምላኽ ወጺኦም ኣብ ትሕቲ ርኽሰትን መገዲ ኣሕዛብን ዝኸድሉ…

ኖላዊ  (ዮሐ 10፡11/፲፥፲፩)

ኖላዊ (ዮሐ 10፡11/፲፥፲፩)

   በስመኣብ ወወልድ ውመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!!! “አነ ውእቱ ኖላዊ ኄር” ዮሐ ፲፥፲፩ ትንቢት ነቢያትን ስብከት ሓዋርያትን ኣብ ዘመነ ብሉይ፡ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ነቢያቱ ሓዲሩ ቃል ምጽንናዕን ተስፋን በብጊዜኡን…

“ኣነ ብርሃን ዓለም እየ” (ዮሐ 10፡12/፰፥፲፪)

“ኣነ ብርሃን ዓለም እየ” (ዮሐ 10፡12/፰፥፲፪)

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ “ኣነ ብርሃን ዓለም እየ” (ዮሐ ፰፥፲፪) ነዚ ቃል’ዚ ካብ ጐይታ ተቐቢሉ ዝጸሓፈ ወንጌላዊ ቅዱስ ዮሐንስ እዩ። ናብ ዓለም ዝመጸን፡ ጸልማት እዚ ዓለም’ዚ ዝቐንጠጠን፡ ኣማናዊ…