፳፪/22 ጥቅምቲ ዕረፍቲ ሉቃስ ወንጌላዊ

፳፪/22 ጥቅምቲ ዕረፍቲ ሉቃስ ወንጌላዊ

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!                  ፳፪/22 ጥቅምቲ ዕረፍቲ ሉቃስ ወንጌላዊ ሉቃስ ማለት መበሰሪ፡ ነጸብራቕ፡ ብርሃን ማለት እዩ። ብስራት መልኣኽ ስለ ዝጸሓፈ። ብካልእ ድማ ሓኪም ማለት እዩ። ሓኪም…

ኣቡነ ገብረ ክርስቶስ መርዓዊ

ኣቡነ ገብረ ክርስቶስ መርዓዊ

ኣቡነ ገብረ ክርስቶስ መርዓዊ በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን:: ከምቲ ኣብ ማቴ. ፲፥፵፩/10፡41 ‘ዘተወከፈ ነብየ በስመ ነቢይ ዐስበ ነቢይ ይነሥእ፡ ወዘተወከፈ ጻድቀ በስመ ጻድቅ ዐስበ ጻድቅ ይነሥእ’…

፲፱/19 ጥቅምቲ በዓለ ዕረፍቲ ናይ ኣቦና ኣቡነ ሴፈ ሚካኤል

፲፱/19 ጥቅምቲ በዓለ ዕረፍቲ ናይ ኣቦና ኣቡነ ሴፈ ሚካኤል

በስመ ኣብ ወወልድ ውመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን! ፲፱/19 ጥቅምቲ በዓለ ዕረፍቲ ናይ ኣቦና ኣቡነ ሴፈ ሚካኤል  ኣቦና ሰይፈ ሚካኤል ትውልዲዓዶም ኣብ ዞባ ዓንሰባ ደርሰነይ ዝተባህለ ዓዲ ኮይኑ ኣቦኦም…