፯/7 ሕዳር ብዓለ ቅዱስ ጊዮርጊስ፥

  ፯/7 ሕዳር ብዓለ ቅዱስ ጊዮርጊስ፥

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ   ፯/7 ሕዳር ብዓለ ቅዱስ ጊዮርጊስ፥ በዚ ዕለት እዚ ብዓል ቅዱስ ጊዮርጊስ ምኽባሩ ብክልተ ነገር እዩ። መጀመርያ ብህይወት ስጋ ከሎ ንጉስ ዱርያኖስ ብጥሜት ይሙት…