፫/3 ታሕሳስ ባእታ እግዚእትነ ማርያም

፫/3 ታሕሳስ ባእታ እግዚእትነ ማርያም

፫/3 ታሕሳስ ባእታ እግዚእትነ ማርያም ንኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣቡኣ ኢያቄም ኣዲኣ ድማ ሃና ይበሃሉ። ቅድስት ድንግል ማርያም ብብስራተ መልኣክ እዮም ወሊዶማ። ናይ መብጽዓ ውላድ ስለዝኾነት ጓል ሰለስተ ዓመት ምስኮነት…

አቡነ ብፁዓ አምላክ

አቡነ ብፁዓ አምላክ

አቡነ ብፁዓ አምላክ ያፍቅረነ እግዚእን ዘመደ ማርያምን ዝበሃሉ ፍቅረ እግዚአብሔር ዘለዎም ብሃይማኖት ጽኑዓትን ብሥነ ምግባር ትጉሃትን ሰብ ኃዳር ነበሩ። ወትሩ ብጸሎት ንቑሓት ስለዝነበሩ፡ ካብ ዕለታት ሓደ መዓልቲ ያፍቅረነ እግዚእ ብሕልሚ…