ዮም ፍስሃ ኮነ በእንተ ልደታ ለማርያም!!!

ዮም ፍስሃ ኮነ በእንተ ልደታ ለማርያም!!!

ዮም ፍስሃ ኮነ በእንተ ልደታ ለማርያም!!! በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ቅድስት ድንግል ማርያም ካብ ኣቡኣ ኢያቄም (ካብ ወገን ይሁዳ ዝተወልደ ) ካብ ኣዲኣ ሃና( ካብ ወገን ካህናት )…

ዕረፍቲ ሓዋርያ  ቅዱስ ማርቆስ  30/፴ ሚያዝያ

ዕረፍቲ ሓዋርያ ቅዱስ ማርቆስ 30/፴ ሚያዝያ

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!            30/፴ ሚያዝያ ዕረፍቲ ሓዋርያ ማርቆስ     ማርቆስ  ማለት ንህቢ፡ ኣንበሳ፡ ካህን ማለት እዩ። ንህቢ ዝተባህለሉ ንህቢ ንኹሉ ዕንባባታት ክም ዝጥዕሞ እሱ ድማ…

ድሕሪ ትንሳኤ ዘሎ ሰሙን

ድሕሪ ትንሳኤ ዘሎ ሰሙን

ድሕሪ ትንሳኤ ዘሎ ሰሙን በሰመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ካብቲ ዝሓለፈ ናይ ጾም ግዜ ብሰላም ብጥዕና ናብዚ ቅዱስ ዕለት ፡ቅዱስ ሰሙን ስለ ዝብጽሕና ክብርን…

(ትንሣኤ  ክርስቶስ)  ንምንታይከ ነቲ ሕያው  ምስ ምዉታት ትደልይኦ  ኣለኽን፧ (ሉቃ 24፡5)

(ትንሣኤ  ክርስቶስ)  ንምንታይከ ነቲ ሕያው  ምስ ምዉታት ትደልይኦ  ኣለኽን፧ (ሉቃ 24፡5)

(ትንሣኤ  ክርስቶስ)  ንምንታይከ ነቲ ሕያው  ምስ ምዉታት ትደልይኦ  ኣለኽን፧ (ሉቃ 24፡5) ክርስቶስተንሥኣእሙታን!    ብዓቢይኃይልወሥልጣን! ኣሰሮለሰይጣን! !!!            ኣግዓዞለኣዳም!  ሰላም    !!!                      እምይእዜሰ ይኩን  !!!                   ፍሥሓ–ወሰላም!። በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ  ኣሃዱ ኣምላኽ  ኣሜን። “ሞተ በፈቃዱ ወተቀብረ በስምረቱ“ ሃይማኖት…