በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!  “እንሆ ንኹሉ ህዝቢ ዝኸውን ዓቢይ ሓጎስ አበስረኩም ኣለኹ እሞ ኣይትፍርሁ“(ሉቃ 2፡10)     ኣዳም ትእዛዝ እግዚኣብሔር ጥሒሱ ኣይትብላዓያ ዝተባህለ ዕጸ በለስ በሊዑ፡…