ራብዓይቲ ሰንበት ናይ ዓብይ ጾም (መጻጉዕ)

ራብዓይቲ ሰንበት ናይ ዓብይ ጾም (መጻጉዕ)

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላክ አሜን!!! ራብዓይቲ ሰንበት ናይ ዓብይ ጾም (መጻጉዕ) እዚኣ እታ ራብዐይቲ ሰንበት ኮይና በዛ ቅድስት ዕለት ጎይታናን ኣምላኽናን ኢየሱስ  ክርስቶስ ኣብ መዋዕለ ስብከቱ ስለ ዝገበሮ…

ሳልሰይቲ ሰንበት ናይ ዓብይ ጾም (ምኩራብ)

ሳልሰይቲ ሰንበት ናይ ዓብይ ጾም (ምኩራብ)

 በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላክ አሜን!!! ሳልሰይቲ ሰንበት ናይ ዓብይ ጾም (ምኩራብ)           በዛ ቅድስት ዕለት እዚኣ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መዋእለ ስብከቱ ናብ…

10/፲ መጋቢት መስቀል ዝተረኽበሉ ዕለት

10/፲ መጋቢት መስቀል ዝተረኽበሉ ዕለት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። 10/፲ መጋቢት መስቀል ዝተረኽበሉ ዕለት       ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተሰቕለሉ መስቀል ኣብ ዝተፈላለዩ ግዜያትን ብዝተፈለለዩ ሰባትን ድሕሪ ምቕባሩ ብመጋቢት 10…

ካልኣይቲ ሰንበት ናይ ዓቢይ ጾም  (ቅድስት)

ካልኣይቲ ሰንበት ናይ ዓቢይ ጾም (ቅድስት)

ቅድስት ካልኣይቲ ሰንበት ናይ ዓቢይ ጾም በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ ግነዩ ለእግዚአብሔር ወጸውኡ ስሙ ምስባክ እግዚአብሔርሰ ሰማያተ ገብረ አሚን ወሰናይት ቅድሜሁ ቅድሳት ወዕበየ…