ራብዓይቲ ሰንበት ናይ ዓብይ ጾም (መጻጉዕ)

ራብዓይቲ ሰንበት ናይ ዓብይ ጾም (መጻጉዕ)

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላክ አሜን!!! ራብዓይቲ ሰንበት ናይ ዓብይ ጾም (መጻጉዕ) እዚኣ እታ ራብዐይቲ ሰንበት ኮይና በዛ ቅድስት ዕለት ጎይታናን ኣምላኽናን ኢየሱስ  ክርስቶስ ኣብ መዋዕለ ስብከቱ ስለ ዝገበሮ…