ሻቡዓይቲ ሰንበት ናይ ዓቢይ  (ኒቆዲሞስ)

ሻቡዓይቲ ሰንበት ናይ ዓቢይ (ኒቆዲሞስ)

 ሻቡዓይቲ ሰንበት ናይ ዓቢይ ኒቆዲሞስ  እዛ ቅድስቲ ዕለት “ኒቆዲሞስ” ተባሂላ  ትጽዋዕ። ብዛዕባ እዚ ብዝያዳ  ቅዱስ ዮሓንስ ወንጌላዊ ኣብ ዝጸሓፎ ኣብ ወንጌል ዮሓንስ 3፡1-20 ተገሊጹ ኣሎ። ሓደ ካብ ፈሪሳውያን ኒቆዲሞስ ዝባሃል…