ሰሙነ ሕማማት ረቡዕ

ሰሙነ ሕማማት ረቡዕ

በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አኃዱ አምላክ አሜን! ሰሙነ ሕማማት ረቡዕ    ኣብ ሰሙነ ሕማማት ዘላ ረቡዕ ሰለስተ ነገራት ዝተፈጸሙላ መዓልቲ እያ። 1, ኣይሁዳውያን ንጎይታ ክቐትሉ ተማኺሮም ዝተሰማምዕሉ መዓልቲ እዩ።     ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ…