ደብረ ምጥማቅ በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ብዕለት 21 ግንቦት ደብረ ምጥማቅ እና ተባህለ ዝብዓል ዓቢ በዓል ሓደ ካብተን 33 ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም …
Month: May 2021
12/፲፪ ግንቦት ዮሓንስ ኣፈወርቅ
በስመአብ ወውለድ ውመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን! 12/፲፪ ግንቦት ዮሓንስ ኣፈወርቅ (344-404 ዓ/ም) ዮሓንስ ማለት ሓጎስ ርህራሄ ማለት እዩ። ሃገሩ ኣንጾኪያ እዩ። ኣቦኡ ኣስፋኒዶስ (ስፋንዩ) ኣዲኡ ኣትናሲያ ይበሃሉ።…
ዮም ፍስሃ ኮነ በእንተ ልደታ ለማርያም!!!
ዮም ፍስሃ ኮነ በእንተ ልደታ ለማርያም!!! በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ቅድስት ድንግል ማርያም ካብ ኣቡኣ ኢያቄም (ካብ ወገን ይሁዳ ዝተወልደ ) ካብ ኣዲኣ ሃና( ካብ ወገን ካህናት )…
ዕረፍቲ ሓዋርያ ቅዱስ ማርቆስ 30/፴ ሚያዝያ
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!! 30/፴ ሚያዝያ ዕረፍቲ ሓዋርያ ማርቆስ ማርቆስ ማለት ንህቢ፡ ኣንበሳ፡ ካህን ማለት እዩ። ንህቢ ዝተባህለሉ ንህቢ ንኹሉ ዕንባባታት ክም ዝጥዕሞ እሱ ድማ…