12/፲፪  ግንቦት ዮሓንስ ኣፈወርቅ

12/፲፪  ግንቦት ዮሓንስ ኣፈወርቅ

በስመአብ ወውለድ ውመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን! 12/፲፪  ግንቦት ዮሓንስ ኣፈወርቅ (344-404 ዓ/ም)      ዮሓንስ ማለት ሓጎስ ርህራሄ ማለት እዩ። ሃገሩ ኣንጾኪያ እዩ። ኣቦኡ ኣስፋኒዶስ (ስፋንዩ) ኣዲኡ ኣትናሲያ ይበሃሉ።…