በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን!!! ፳፬/24 ሰነ ዕረፍቲ ናይ ኣባ ሙሴ ጸሊም ኣባ ሙሴ ጸሊም ኣቦኡን ኣዲኡን ንጸሓይ ዘምልኹ ነበሩ።ስድራኡ ሙሴ ምሴ ክብድል እንከሎ ጸሓይ ኣምላኽና ከይትቁጥዓካ…
Day: July 1, 2021
ገዳም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ደብረሲና (ደብረሲሓት)
ክብረ በዓል ገዳም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ደብረሲና(ደብረሲሓት) በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። “መፍትው ትትሌዓል ደብረሲሓት ማዕዘንተ ገዳማት በጽድቅ፡ጸሓያ ወንጌል ሰረቀ ኣኮኑ እም ደብረሲና ምስራቅ” ትርጉም “ኣብ ምብራቕ…
፳(20) ሰነ ህንጸተ ቤታ እዩ።
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ፳(20) ሰነ ህንጸተ ቤታ እዩ። ፳፩(21) ቅዳሴ ቤታ እዩ። ፳፩ ሰነ አብ ደብረ ሲና ዝበዓል ሰፊሕን ምስ ሓዋርያትን ቀዳማይቲ ሕንፃ ቤተ ክርስቲያን…