ዓውደ ዓመት  "ሓድሽ ዓመት"

ዓውደ ዓመት "ሓድሽ ዓመት"

 በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ አሜን!!! ዓውደ ዓመት “ሓድሽ ዓመት”     መስከረም መጀመርያ ወርሒ ናይ ዓመት ኢያ “ብላዕ በሃፈ ገጽከ” (ዘፍ 3፡18)። እግዚኣብሔር ንኣዳም ዝነገሮ ቃል ከም ሕገ ተፈጥሮ…