በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላክ አሜን! ፳፭/25 ጥቅምቲ ዕረፍቱ ለኣባ ቡላ (ኣቢብ) ቡላ ማለት ፍረ ሃይማኖት ማለት እዩ። ኣብኦም ኣብራሃም ኣዲኦም ከኣ ሓሪክ ይበሃሉ። ክልቲኦም ውላድ ስኢኖም ክሓዝኑ ከለዉ…
Day: November 5, 2021
ኣብ ትሕቲ ቤተክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ዝመሓደራ 14 ኣብያተ ትምህርቲ ሰንበታት ጉባኤን ኣቃንዔን።
ኣብ ትሕቲ ቤተክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ዝመሓደራ 14 ኣብያተ ትምህርቲ ሰንበታት ጉባኤን ኣቃንዔን። በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ኣብ እስራኤል ዝርከባ ኣብ ትሕቲ ብቅዱስ ሲኖዶስ ኤርትራ እትማሓደር ቤተክርስቲያን…