፫/3 ኅዳር  ዓመታዊ  በዓል አቡነ መድኃኒነ እግዚእ

፫/3 ኅዳር ዓመታዊ በዓል አቡነ መድኃኒነ እግዚእ

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን አቡነ መድኃኒነ እግዚእ – 3 ኅዳር አቡነ መድኃኒነ እግዚእ፡ ካብ ብፈቃደ እግዚአብሔር ዝመላለሱ፡ ብእምነት ዝጸንዑ ጻድቃን ወለዲ ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ እትርከብ ቢሓት እትበሃል…