ነገረ ቤተ ክርስቲያን 1ይ ክፋል

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ነገር ቤተ ክርስቲያን      1ይ  ክፋል ነገር ዝብል ቃል ብናይ በቴ ክርስቲያን ኣስተምህሮ ንናይ ሓደ ትምህርቲ ዕላማ ከም መግለጺ ኮይኑ ዘገልግል እዩ። ንኣብነት…