፱/9 ሚያዝያ ዕረፍቲ ኣቡነ እስትንፋስ ክርስቶስ

፱/9 ሚያዝያ ዕረፍቲ ኣቡነ እስትንፋስ ክርስቶስ

በስመ አብ ወወልድ መንፈስ ቅዱስ አሐዱ  ኣምላክ ኣሜን! ፱/9 ሚያዝያ ዕረፍቲ ኣቡነ እስትንፋስ ክርስቶስ ሓጺር ገድሊ ኣቡነ እስትንፋሰ ክርስቶስ ኣቡነ እስትንፋሰ ክርስቶስ ዝተወልደሉ ቦታ “ዳውንት ጸወን ኣባይ” ይብሃል። ኣብታ ዓዲ፡…

ትምህርቲ  ቅዱስ ሳዊሮስ

ትምህርቲ  ቅዱስ ሳዊሮስ

በስመ አብ ወወድል ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ አሜን ። ትምህርቲ  ቅዱስ ሳዊሮስ “ወአልቦ በውስተ ቅድስት ሥላሴ ግብርናት ወኢተግንዮ፡ ወኢይትሌዕል አሐዱ እምካልኡ በመለኮት ወኢያኤዝዞ አሐዱ ለካልኡ በሥልጣን ዘከመ ተላአኪ አላ ዕሩያን…

፲፬/14 የካቲት ዕረፍቱ ለቅዱስ ሳዊሮስ ሊቀ ጳጳሳት ዘኣንጾኪያ መምህረ ኲሉ ዓለም

፲፬/14 የካቲት ዕረፍቱ ለቅዱስ ሳዊሮስ ሊቀ ጳጳሳት ዘኣንጾኪያ መምህረ ኲሉ ዓለም

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን! ፲፬/14 የካቲት ዕረፍቱ ለቅዱስ ሳዊሮስ ሊቀ ጳጳሳት ዘኣንጾኪያ መምህረ ኲሉ ዓለም       ቅዱስ ሳዊሮስ መምህር ኵሉ ዓለም ንቐዳማይ ሳዊሮስ ወዲ…