15 ጥሪ ዕረፍቶም  ሕፃን ቅዱስ ቂርቆስ ኣዲኡ ኢዮልጣ

15 ጥሪ ዕረፍቶም  ሕፃን ቅዱስ ቂርቆስ ኣዲኡ ኢዮልጣ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን! ቅዱስ ቂርቆስ  ኣቦኡ ቆዝሞስ ኣዲኡ ከኣ ቅድስት ኢየሉጣ ይበሃሉ።  ቅድስት ኢየሉጣ ሓረገ ትውልዳ ካብ ነገሥታት እዩ። ቅዱስ ቂርቆስ ሃገሩ ኣብ ታሕታይ እስያ…