፪/ 2 ግንቦት ዕረፍት ጻድቕ ኣቦና ኢዮብ

፪/ 2 ግንቦት ዕረፍት ጻድቕ ኣቦና ኢዮብ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ፪/ 2 ግንቦት ዕረፍት ጻድቕ ኣቦና ኢዮብ ኢዮብ ማለት የዋህ፡ ዕጉስ፡ ርህሩህ ማለት እዩ። ሃገሩ ኦጽ እዩ፡ ካብ ኣብርሃም ሓሙሻይ_ወለዶ_እዩ። ኣብርሃም ንይስሓቅ፡…