5/፭ ግንቦት ዕረፍቲ ነቢይ ኤርምያስ  (626-515 ዓ.ዓ)

5/፭ ግንቦት ዕረፍቲ ነቢይ ኤርምያስ (626-515 ዓ.ዓ)

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ አሜን። 5/፭ ግንቦት ዕረፍቲ ነቢይ ኤርምያስ (626-515 ዓ.ዓ) ኤርምያስ ማለት እግዚኣብሔር ልዕል የብል ማለት እዩ:: እግዚአብሔር ንኤርምያስ  ከምዚ በሎ “ካብ ከርሢ ኣዴኻ ኸይሓነጽኩኻ…