፫/3 ሰኔ ዕተፍት ቅድስት ማርታ

፫/3 ሰኔ ዕተፍት ቅድስት ማርታ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን!!! ፫/3 ሰኔ ዕተፍት ቅድስት ማርታ ጻድቅ ቅድስት ማርታ፡ ወለዳ ካብ ሃገር ምስሪ ( ግብጺ) ኮይኖም ኣዝዮም ሃብታማት ስድራ ነበሩ። ንሳ ካብ ንእስነታ…