በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ፲፩/11 ጥሪ በዓለ ጥምቀት ጥምቀት፡ ኣጥመቐ ኣጠመቐ (ጠለቐ) ካብ ዝብል ናይ ግእዝ ግሲ ዝተወስደ ኮይኑ ጥምቀት ማለት ምጥላቕ ማለት እዩ። ጥምቀት 8 ዓይነት…
Author: Church Editor
7/፯ ጥሪ ጥቅመ ሰናኦር
7/፯ ጥሪ ጥቅመ ሰናኦር በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ ኣሜን ቅድስት ቤተ ክርስቲያና ዓለማት ብሓድነቶምን ሠለስትነቶም ንዝፈጸምዎ ተኣምር ዓመት መጸ ፯ ጥሪ ክብ ብዝበለ መንፈሳዊ ሥርዓት ከተኽብሮ…
6/፮ ጥሪ በዓለ ግዝረት
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን 6/፮ ጥሪ በዓለ ግዝረት ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ንጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ፈልያ እተኽብረሉ ፱ተ ዓበይትን ፱ተ ንኡሳን በዓላት ኣለዋ።…
፫/3 ጥሪ ዕረፍቱ ለኣባ ሊባኖስ መጣዕ
በስመኣብ ወወልድ ውመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ፫/3 ጥሪ ዕረፍቱ ለኣባ ሊባኖስ መጣዕ ኣቦና ኣቡነ ሊባኖስ ካብ አቦኦም አብርሃምን ኣዲኦም ንግስት ማርያም (ባዚሊሳ) ኣብ መጀመርታ ሓሙሻይ ክፍለ ዘመን ኣብ ትውልዲ…