ታቦተ ጽዮን (ማርያም ጽዮን)

ታቦተ ጽዮን (ማርያም ጽዮን)

ታቦተ ጽዮን (ማርያም ጽዮን) በስመ  አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ አምላክ አሜን።      ቅድስት ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ዓመት መጸ በዚ ወርሒ እዚ ካብ እተብዕሎም በዓላት ሓደ “ሕዳር ጽዮን”…

ዝተፈላለዩ ቅድዱሳን መጻሕፍቲ  ኣብ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም እስራኤል ተዳልዩልኩም ኣሎ

ዝተፈላለዩ ቅድዱሳን መጻሕፍቲ ኣብ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም እስራኤል ተዳልዩልኩም ኣሎ

በስመኣብ ወወልድ ውመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ አምላክ ኣሜን!!!   ዝኸበርኩም ናይ እግዚብሔር ቤተሰብ  ቅዱስ እግዚአብሔር አምላኽና ክሳዕ እዛ ዕለት እዚኣ ዝሓለወናን ዝዓቀበናን ክብርን ምስጋናን ይብጽሓዮ እናበልና ኣብ  መንፈሳዊ ድዃን ቤት ትምህርቲ…

፳፰/28 ጥቅምቲ ዕለተ ዕረፍቱ ለኣባ ይምዓታ ሓደ ካብ ትስዓቱ ቅዱሳን

፳፰/28 ጥቅምቲ ዕለተ ዕረፍቱ ለኣባ ይምዓታ ሓደ ካብ ትስዓቱ ቅዱሳን

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን ፳፰/28 ጥቅምቲ ዕለተ ዕረፍቱ ለኣባ ይምዓታ ኣባ ይምዓታ ሓደ ካብ ትስዓቱ ቅዱሳን እዩ። ርቱዕ ኦርቶዶክሳዊ ሃይማኖት ኂዞም፡ ድንግልናኦምን ንጽሕናኦምን ዓቂቦም ምድራውያን መላእኽቲ…

፳፭/25 ጥቅምቲ ዕረፍቱ ለኣባ ቡላ (ኣቢብ)

፳፭/25 ጥቅምቲ ዕረፍቱ ለኣባ ቡላ (ኣቢብ)

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላክ አሜን! ፳፭/25 ጥቅምቲ ዕረፍቱ ለኣባ ቡላ (ኣቢብ) ቡላ ማለት ፍረ ሃይማኖት ማለት እዩ። ኣብኦም ኣብራሃም ኣዲኦም ከኣ ሓሪክ ይበሃሉ። ክልቲኦም ውላድ ስኢኖም ክሓዝኑ ከለዉ…