፬ ኅዳር ዕረፍቱ ለሰማእት ቅዱስ ቶማስ ቅዱስ ቶማስ ቅዱስ ቶማስ ኣብ ከባቢ 7ይ ሚ.ክ.ዘ ተወሊዱ ዝዓበየ ሶርያዊ ክርስቲያን እዩ።ካብ ቁልዕነቱ ከምዝግባእ መጻሕፍቲ ተማሂሩ ንዲቁና:ቅስና:ድሕሪኡ ንጵጵስና በቕዐ። ኣብ ናይ ሶርያ ከተማ…
Author: tsionadena21@gmail.com
30 ጥቅምቲ አስተርእዮተ ርእሱ ለዮሐንስ መጥምቅ
፡ መጥምቀ መለኮት ቅዱስ ዮሓንስ ኣቦኡ ካህን ዘካርያስ ኣዲኡ ኤልሳቤጥ ይብሃሉ፣ ብትንቢት ነቢያት፥ ብብሥራት መልኣኽ ዝተወልደ ኮይኑ ብዕለት 30 ሰኔ ተወልደ። ወዲ ኽልተ ዓመት ምስኮነ ቐዳማይ ሄሮድስ ንጐይታ ክረክብ ካብ…
ኣቡነ ዕንቈብርሃን ዘገዳመ ኣንገብ
ኣቡነ ዕንቈ ብርሃን ዘገዳመ ኣንገብ ቅዱስ ኣቡነ ዕንቈ ብርሃን ናይ ምንኵስና ኣቦኡ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ዘወገሪቆ ሊባን እዩ። ንኣቡነ ሰይፈ ሚካኤል ገዳም ፃዕዳ እምባ ቅድስት ሥላሴ ኸኣ ኣቦኡ እዩ። ኣቐዲሞም’ውን ንኑም…
27/፳፯ ጥቅምቲ ተዝካረ ስቅለቱ ለመድኃኒነ
27/፳፯ ጥቅምቲ ተዝካረ ስቅለቱ ለመድኃኒነ ስጋኡ ናብ ሕብስቲ ደሙ ድማ ናብ ወይኒ ባሪኹን ለዊጡን ንደቂ መዛሙርቱ ክህቦም ከሎ ኣክሮስና ሰበይቲ ስምኦን ለምጻም ደርሆ ሰሪሓ መግቢ ኣቕረበትሉ። ጎይታ ዝተዛረቦ ከይተፈጸመ…



