6ይቲ ሰንበት ናይ ዓቢይ ጾም ገብርሔር (እሙን ኣገልጋሊ) መበገሲ ናይዚ ዕለት እዚ ጎይታናን ኣምላኽናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ማቴዎስ ወንጌል ምዕራፍ 25 ብዛዕባ መንግስተ ሰማያት ብምስላ ኣብ…
Blog
5ይቲ ሰንበት ናይ ዓቢይ ጾም (ደብረ ዘይቲ)
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላኽ ኣሜን 5ይቲ ሰንበት ናይ ዓቢይ ጾም ደብረ ዘይቲ ኣብ ዓመት ብዛዕባ ዳግማይ ምጽኣት ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ከምኡ’ውን ኅልፈተ…
ራብዓይቲ ሰንበት ናይ ዓብይ ጾም (መጻጉዕ)
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላክ አሜን!!! ራብዓይቲ ሰንበት ናይ ዓብይ ጾም (መጻጉዕ) እዚኣ እታ ራብዐይቲ ሰንበት ኮይና በዛ ቅድስት ዕለት ጎይታናን ኣምላኽናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መዋዕለ ስብከቱ ስለ ዝገበሮ…
ሳልሰይቲ ሰንበት ናይ ዓብይ ጾም (ምኩራብ)
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላክ አሜን!!! ሳልሰይቲ ሰንበት ናይ ዓብይ ጾም (ምኩራብ) በዛ ቅድስት ዕለት እዚኣ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መዋእለ ስብከቱ ናብ…