በስመኣብ ወወልድ ውመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ፫/3 ጥሪ ዕረፍቱ ለኣባ ሊባኖስ መጣዕ ኣቦና ኣቡነ ሊባኖስ ካብ አቦኦም አብርሃምን ኣዲኦም ንግስት ማርያም (ባዚሊሳ) ኣብ መጀመርታ ሓሙሻይ ክፍለ ዘመን ኣብ ትውልዲ…
Category: ሓፈሻዊ ክብረ በዓላት
፮/6 ታሕሳስ ዕረፍቲ ሊቀ ጳጳሳት ኣባ ኣብርሃም
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ፮/6 ታሕሳስ ዕረፍቲ ሊቀ ጳጳሳት ኣባ ኣብርሃም ኣባ ኣብርሃም ሃገሩ ሶርያ እዩ፡ ኣብ መንበረ ማርቆስ መበል 62 ሊቀጳጳስ እዩ። እቶም ህዝቢ ብኽፉእ…
፬/4 ታሕሳስ ዕረፍቱ ለሓዋርያ እንድርያስ
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ፬/4 ታሕሳስ ዕረፍቱ…