14 ጥቅምቲ ዓመታዊ ክብረ በዓል ኣቡነ ኣረጋዊ

14 ጥቅምቲ ዓመታዊ ክብረ በዓል ኣቡነ ኣረጋዊ

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላክ ኣሜን። 14 ጥቅምቲ ዓመታዊ ክብረ በዓል ኣቡነ ኣረጋዊ ““““““““““““““““““““““ ጻድቕ ኣቡነ ኣረጋዊ ካብ እንጦንስ፡ መቃርስ፡ ጳኲሚስ ፡ ናይ ምንኩስና ወይ ድማ ናይ መንፈሳዊ…

14 ጥቅምቲ ዕረፍቱ ኃጺር ገድሊ"ቅዱስ ሙሴ መርዓዊ"

14 ጥቅምቲ ዕረፍቱ ኃጺር ገድሊ"ቅዱስ ሙሴ መርዓዊ"

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን!!! 14 ጥቅምቲ ዕረፍቱ ኃጺር ገድሊ”ቅዱስ ሙሴ መርዓዊ” በዚ ዕለት እዚ፡ካብ ሃገረ ሮሜ ዝኾነ ዝኸበረ ናይ እግዚአብሔር ሰብ፡ቅዱስ ሙሴ ዝዝከረሉ ዕለት እዩ።ስም ኣቡኡ…

፲፪/12 ጥቅምቲ ዕረፍቱ ለድሜጥሮስ ሊቀጳጳስ (ዝተሸመሉ 180ዓ.ም)

፲፪/12 ጥቅምቲ ዕረፍቱ ለድሜጥሮስ ሊቀጳጳስ (ዝተሸመሉ 180ዓ.ም)

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ፲፪/12 ጥቅምቲ ዕረፍቱ ለድሜጥሮስ ሊቀጳጳስ (ዝተሸመሉ 180ዓ.ም)      ድሜጥሮስ ማለት መስትያት ማለት እዩ። ሃገሩ ድማ እስክንድርያ እዩ። ኣቡኡን ኣዲኡን ንእግዚአብሔር ዝፈርሑ ሕያዎት ነበሩ።…

፲፪/12 ጥቅምቲ ቅዱስ ሚካኤል ናብ ነቢይ ሳሙኤል ከም ዝተላእከሉ ዕለት

፲፪/12 ጥቅምቲ ቅዱስ ሚካኤል ናብ ነቢይ ሳሙኤል ከም ዝተላእከሉ ዕለት

፲፪/12 ጥቅምቲ ቅዱስ ሚካኤል በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን!!!      ቅዱስ ሚካኤል ናብ ነቢይ ሳሙኤል ከም ዝተላእከሉ ዕለት         እግዚኣብሔር ንኣማሌቃውያን ህረሞም ዘለዎም ኩሉ ድማ…