ዮሴፍ ኣረጋዊ ስለምንታይ እዩ ንቅድስት ድንግል ማርያም ሕጹያ ተባሂሉ፧

ዮሴፍ ኣረጋዊ ስለምንታይ እዩ ንቅድስት ድንግል ማርያም ሕጹያ ተባሂሉ፧

 ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ማሕበረ ማርያም ከአመይ ኣለኹም ኣነ ተኸታታሊት መደብኩም ካብ ጉተንበርግ ስዊደን ዝቕመጥ ሓብትኹም እየ ሕቶ ኣላትኒ እሞ ከም ፍቓድ ኣምላኽ ተገዲስኩም ክትምልሱለይ ብስም ኣምላኽ ይምሕጸነኩም። ንእትገብሩለይ ምትሕብባር…