ቀዳም ሥዑር

ቀዳም ሥዑር

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ቀዳም ሥዑር ቀዳም ሥዑር፦ በዚኣ ዕለት ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ከርሰ መቓብር ዝወዓለላ መዓልቲ ብምዃና ምእመናን ካብ እኽለ ማይ ርሒቖም ጸይሞም…

 ሰሙነ ሕማማት ዓርቢ ስቕለትን ፍኖተ መስቀልን

 ሰሙነ ሕማማት ዓርቢ ስቕለትን ፍኖተ መስቀልን

ኪርያላይሶን   ኪርያላይሶን   ኪርያላይሶን   ሰሙነ ሕማማት ዓርቢ ስቕለት ሊቃውንቲ ኣይሁድን  ዓበይቲ ዓድን  ድሕሪ እቲ ምስ ይሁዳ ኣስቆሮታዊ  ናይ ገንዘብ ውዕል  ምግባሮምን ምምኻሮምን ኣምላኽና ኢየሱስ ክርስቶስ  ኣብ ጌቴ ሴማኒ  ምስ ሓዋርያት ከሎ…

ሰሙነ ሕማማት  (ሓሙስ )

ሰሙነ ሕማማት  (ሓሙስ )

ኪርያላይሶን    ኪርያላይሶን    ኪርያላይሶን ሰሙነ ሕማማት  (ሓሙስ )       ኣብ ስነ-ፍጥረት ሓሙስ ስጋውያን ኣዕዋፍን እንስሳታትን ዝተፈጥሩላ ሓሙሸይቲ መዓልቲ እያ። ጎይታናን መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ ቅድስት ድንግል ማርያም…