ሰሙነ ሕማማት ረቡዕ

ሰሙነ ሕማማት ረቡዕ

በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አኃዱ አምላክ አሜን! ሰሙነ ሕማማት ረቡዕ    ኣብ ሰሙነ ሕማማት ዘላ ረቡዕ ሰለስተ ነገራት ዝተፈጸሙላ መዓልቲ እያ። 1, ኣይሁዳውያን ንጎይታ ክቐትሉ ተማኺሮም ዝተሰማምዕሉ መዓልቲ እዩ።     ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ…

ሰሙነ ሕማማት (ሰሉስ)

ሰሙነ ሕማማት (ሰሉስ)

ሰሙነ ሕማማት (ሰሉስ) ሰሉስ መዓልቲ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ነቲ ብዕለተ ሰኑይ ዝፈጸሞ ተግባር መሰረት ብምግባር ጸሓፍቲ ፈሪሳውያን ንጐይታ ምኽንያት መኽሰሲ መታን ክረኽብሉ ብዙሕ ከቢድ ኢሎም ዝሓሰብዎ ሕቶታት ዝሓተትሉ መዓልቲ…

ኖላዊ  (ዮሐ 10፡11/፲፥፲፩)

ኖላዊ (ዮሐ 10፡11/፲፥፲፩)

   በስመኣብ ወወልድ ውመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!!! “አነ ውእቱ ኖላዊ ኄር” ዮሐ ፲፥፲፩ ትንቢት ነቢያትን ስብከት ሓዋርያትን ኣብ ዘመነ ብሉይ፡ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ነቢያቱ ሓዲሩ ቃል ምጽንናዕን ተስፋን በብጊዜኡን…